Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
12/10/1445 (20 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ልሳን ሓርበኛታት ንጃንዳ ከሊእዎ&#4637
أخبار

ER FLAG.jpg

ልሳን ሓርበኛታት ንጃንዳ ከሊእዎም ሩፍታ

ከድዶም ሓበጭበጭ ኢልዎም ሲኢኖም ኡፎይታ

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ዮውሃና ንተዛክሮታት ጅግንነትን መስዋእትን ስንክልናን ሓርበኛታትና ዳኣ እንበር)ከምቲ ህግደፍ ንናይ 20 ዓመት ባርነት ሓበን ዝሰምይዎ ኣይንሰምዮን)ዮውሃና ኣይንብልን ንደንጎሎ ምሽካም ብዘይ ውዕለት)እዚ ህንጸት ሃገር ኣይስመን)ነጻነት ንመረት ኤረትራን ህግደፋዊያን ዳኣ እንበር) ህዝቢ ኤረትራስ ወዲቑ ናብ ዳግማይ መግዛእቲ ናይ ህግደፍ ገና ይቃለስ ኣሎ ንፍትሒ ንሓርነት ንደሞክራሲ።

ነዛ ባንደራ ኢዮም ዝተበጀዉ ጀጋኑና

ሕድሮም ከነተግብር ጹኑዓት ኢና ኣብ መትከልና)

ሰራቒሞቦእ ባዕሉ ይላፋለፍ

       ንዑሱባት ህግደፍ

ልሳን ሓርበኛታት ኣቢሉ ሃለፍለፍ።

ብልሳን መን እሞ ክንግዕር ሓርበኛታት

ንቃለስ ዘሎና ህዝቢ ክድሕን ካብ ምጽናት

ማዓስ ከማኻ ዑሱባት ኮና ሃሱሳት

ተማጎቲ ናይ ቶም ጠላማት ከዳዓት።

       ቶም ሃሱሳት

ትንፋስ ሂቦሞ ዘለዉ ነቲ ስርዓት

እንግድዓ ናይ ጠላማት

ዝምነዩ ናይ ህዝቢ ጥፍኣት

እዚኣቶም ከይተኣለዩ የሎን ቅሳነት

ንሱ ኣይነበረን ፍረ መስዋእትነት። 

ልሳን ሓርበኛታት ንጃንዳ ከሊእዎም ሩፍታ

ካብ ለውጢ ፈሪሆም ሲኢኖም ኡፎይታ

ዘዝተዘርኤ እንዳ መንጠሉ ህዝቢ ሲኢኑ ዝግታ

ንሶም ይኽፍኡ ካብ ኣንበጣ ኩኩብታ

እወ ኣደ ስዉኣት ኣላ ምስ ንብዓት ጸረርታ

ዘዝዳሓሩ እንዳ ተደግሙ ማዲዩ ገጻታ

ዲክታቶር ክሳዓር ነጥፍእ ነቶም ናቱ ለመምታ

ማዓልትኹም ቁጸሩ ጸጊብና ዘይፈልጡ

ደም ሰብ ዝመጽዩ ከም ጣንጡ

ቀሪብኩም ኢኹም ሓዲኡ ክተፍልጡ

ህዝቢ ይጥምተኩም ኣሎ ኣዒንቱ ኣፍጢጡ።

ሃዳናይ ሃሪምዋ ገፍገፍ ኢላ ታጭሩ

ህግደፋዊ ተሃሪሙ መንፈርፈሩ

ጭጉራፍ ሓርባኛታት ስርሑ ገሩ

ጭፍራ ጀሚሮም ከዕገርግሩ

ውድቀቶም ቀሪቡ ማሓውሮም ተሰሩ።

ካብ ሎሚ ዝነቀወ ዝብኢ.ሲ

ኣብቲ ሙዑቡል ዓዲ ደሞክራሲ

ንፋሽሽታዊ ስርዓት ወዳሲ

ብኸምዚ ከማኻ ህዝቢ ሓሪምዎ ፈውሲ።

ድጉል ወጺእካ ካብ መሕቡኢኻ

ነዲርካ ብዙሕ ጊዒርካ

ክንዲ ጭፍራ ብዙሕ ተጃሂርካ

ልሳን ሓርበኛታት ሰራ ግንባርካ

ክፍደዩ ቲ ሕነ ነዊሕ ከይመስለካ

ምስ ህግደፍ ክድፈንዩ ታሪኽካ።

ኣብ ምሱጓም ጥራይ የብጻሓና

ኒሕን ሓቦን ወሲኽና ክንጎዪ ኢና

ካብ ጠለምቲ ሕድሪ ኣይሰንፍን ኣብራኽና።

ዓጀውጆው ህግደፋዊያን

ኩሉ ክስገርዩ ብማዓልቱ ዳሕን

ቀሪቡዩ ውድቀቶም ኣትማን

ተዳሊዩሎ ኣሃዱታት ኪዳንን

ምስ ምክልኻል ሓይልታትን።

ገመል ሓርነት ይቕጽል ኣሎ ጉዕዞ

ቀሪቡዩ ክከውን ሓዞ ሓዞ

ይባሃል ኣሎ ንግጠሞ ብትሕዞ።

ብዓወት ንሓፋሽ ኣይትሸቅጥ ኣይትዓወተን ገና ቲ ሓፋሽ ጻሙኡ ኣይረኸበን። እንተ ቲ እንጀራ ማዕዶ ዘቋምትስ ከምዚ ከማኻ፡ ብማዕዶ ዝጨኑ ስጕኡ ከም ዓሳ ትሕሾ ንስኻ,ኣብ ማእከል ህዝበይ ዶ በልካ ኣብይ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ከላእ ኣኽፊእካ ትም ምባል ይሕሸካ ሓሚምካ ኣለኻሞ ምሕረት የውርደልካ። እንተ ቲ  ምምዕዶው ጠባብጃ ገዲፍና ክንሕዝ ዛባ።

ቅድም ይታኣለዩ ኡኩባት ሰብ ብረት ሕጊ ኣልቦ ስልጣን ህዝቢ ይረከቦ።

ክብሪ ነቶም ሓራ ሃገር ዘረከቡና ጀጋኑ ስንኩላን ሓርበኛታትናን) ንጀጋኑ (ሰማእታትናን)

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ )ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት  ለምለም )ሞት ን ኢሰያስን ጭፍሩኡን።

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,302,676 وقت التحميل: 0.24 ثانية