Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
11/10/1445 (19 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ተላዓል ተባራበር ኣልዕሎ ሻምላኻ
أخبار

ተላዓል ተባራበር ኣልዕሎ ሻምላኻ

ኣብታ ዝኹዓትዋ ጉድጓድ ድፈኖም ጸላእትኻ

ብ.ገብረሚካኤል ሃብተጽዮን)ቆሪጀ ሃገር ጀርመን)

ኣታ ህዝብኻ እንዳ ተሳቀየ ዝዘንጋዕካ

ገበን እዳተፈጸመ ኣብ ቅድሚ ዓይንኻ

ኣየሕዝነካን ድዩ ኣደራዕ ህዝብኻ

ኣብ ባሕሪ እንዳሰጠሙ ኣሕዋትካ ደቅኻ

ተዓዛባይ ኮንካ ትም መሪጽካ

እንዳ ተፋናቐሉ ካብ ዓዶም ስድራኻ

እዚ ኩሉ ዳንኬራ ግን ኣብ ገዛኻ

ኣበይ ከደ ሓባኻ ጽንዓትካ

ከምዚሉ ክዓርብ ሕልናኻ

ከተጣቃዓሎም ነዞም ጨፍለቅትኻ

ተላዓል ተባራበር ኣልዕል ሻምላኻ

ኣብታ ዝኩዓትዋ ጉድጓድ ድፈኖም ጸላእትኻ።14

መበል ዕስራ ዓመት ነጻነትና

ተኸቢራ ዊዒላ ኣብ ምሉእ ዓለምና

ኣብ ኣስመራ ብዳንከራ ሳዕሲዒት ተዓዚብና

እተን መልክዕ ተዓዲለን ልቢ ዝሰኣና

ብህዝበና ዝተረግማ ዝተፈንፈና

እተን ገለን ብዘይፍላጥ ብግርህና

እተን ወራዙት ብምስትንታን ብጸለተ ሕልና

ወይዘሮ ኣውዓለት ግን ግልብጭ ተቁነና

ወርቂ ሚዶ ወድያትሉ ሒና ተሓኒና

ዘሃብታ ውን ተጉርዕ ጥልፋ ተኸዲና

ዝለሃያ ዝስዕስዓ ህዝብና ብሑዙና

ዓዲ ማዕቢላ ዝብላ ሳላ መንግስትና

ሳላ መራሒና ወዲ ኣፎም ጅግና

እንዳበላ ዝጃሃራ ዝሕበና

ባሃማት ዕንዝራት ንህዝብና ዘሕዘና

ደቃ ዝኸፈለት ወላድ መኻን ኮይና

ተቃሊሳ ዘቃለሰት ጻማኣ ስኢና።17

ብተንኮል ብሸርሒ ዝተጸምደ

እዚ ንህዝብና ንስቃይ ዝፈረደ

ንጀጋኑና ዝቀንጸለ ዝቀፈደ

ንመንእሰያትና ካብ ዓዶም ዘስደደ

ኣእምሮኡ ዝስሓተ ዝዓበደ

ጠላም መብጽዑኡ ስውኣትና ዝካሓደ

ንህግደፍ ዝኣመነን ማይ ዝሓቁነን ሓደ

ቀሪብዩ ቲ ሕነ ክፍደ

እወ ቀሪቡዩ ቲ ሕነ ክፍደ።9

ነጻነትና ጭውዩ ተኪእዎ ብባርነት

ኣዕንትካ እንዳረኤኻ ኣይትተዓመት

ፍረ ቃልስና ስኢንናሉ መቐረት

ዓጀውጆው ዘረብኡ ዘይስምዖ ሕንከት

ጸረ ሰላም ጸረ ደሞክራሲ ጻሕታሪ ህወከት

ኮረት ዝመንደቁ ዘይብሉ መሰረት

ተንኮለኛ ጉሒላ ግናይ ፍጥረት

ብጀካ እሰሮ ቅተሎ ዘይፈልጥ ምሕረት

ዝህንጠ ዝርበጽ ንጥፍኣት ንብርሰት

ናይዚ ኩሉ ጥፍኣት ኢሰያስዩ ዝሕተት።10

ፋሕ ዝበለ ዝይተኣስረ ማእዶ

ግናይ መሕደራኡ ስርዓት በጋምንዶ

ብኹሉ ዘዋፍር ዑሱባት ነጋዶ

ንህዝብና ናብ ባርነት ክጸምዶ

ዓገብ ንዝበሎ ንሕልፈት ዝፈርዶ

ሕጊ ኣልቦ ቅዋም ዘይቅይዶ

ዝነቅፎ ዘይፈቱ እንትርፎ ዝንእዶ

ዝተዓዛዘሮ ዘይብሉ እንዶ

ይጽበዩ ዘሎ ህዝብና ብገበኑ ክፈርዶ።9

ዓወት ንዝሳቐ ዘሎ ህዝብና

ክብርን ዝኽርን ንስውኣትና

ሞት ክናና ንህግደፍን ውሻላቱን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,275,972 وقت التحميل: 0.24 ثانية