Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
11/10/1445 (19 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
አህዛብ ኤረትራ  እፎይ ኢሉ ዘዕሪፋ&#46
أخبار

አህዛብ ኤረትራ  እፎይ ኢሉ ዘዕሪፋላ ዕለት ቀሪባ

HAILA FRAZGE.jpg

alimohamed51@yahoo.co.uk

ኣሕዋትን ኣሐትን ዝራኸቡላ ሰላም ረኺቦም ኢሂን ሚሂን ዝቡሉላ፤ ብዘይ ገለብ መለብ ሸናዓ ዝብለላ፣ ተኣሲሮም ዘሎው  ኣሕዋትና ኣሐትና ዝፋቱሑላ፤ ዝዓረቁ ኣሕዋትና አሐትና ዝኽዶኑላ፤ ዝሐመሙ ዝፋዎሱላ፤ዝበኽዩ ቆልዑት ዘይብላ፤ትሐዝን አደ ወይ ኣቦ ዘይብላ፤ ዝሐዘኑ ዶቆም ሲኢኖም ወለዲ ኣጆኹም ኢልና እንዳዓሰላ ብሐንሳብ ንጻወተላ ንስሕቀላ ዕለት ትመጽእ ኣላ፤ መንእሰይ ኤረትራ ተቀረብ መራሒ ሃገር ኢኻ እሞ ሐላፈነት ሃገርካ፤ ካብ ዓበይቲ ኣሕዋትካ ኽትቅቦሎም ኣጆኻ ኣብ ኽሳድካ ዘሎ ኣርዑት ከምብዕራይ ተአሲርካ ትም ኣይትበል፤ ሐያል ኩቡር ኢኻ እሞ ምክልኻል ሃገር ዝብል ሽም አጦሚቆም፤ እቲ ሽዊት ዕድመኻ ንኾንቶ ዝሐልፋ ዝጠፋእ ዘሎ ኽሳብ ማኣስ እዩ፤ በል ኤረትራ ሃገርና በቶም ዓበይቲ ጀጋኑ ኣሕዋትካ ዝመጸት፤ ጸላኢ ዘይብላ ሃገር እያ፤ብዜካ ፋተውቲ ሃገርና፤ ከሙኡ ጎራባብቲና ኸሃድም ኢልካ ሃጽ ኣይትበል፤ድሕሪ ዓቢ ሐውካ ዝገቦሮ ቅያ፤ሕጅ ድማ ናትካ ቅያ ኣርኢ ብጻዓሪ ጀጋኑ ዝመጸት መጻወቲ ናይ ዓሰረተ ሰባት ኽትኾውን ሃገርና ብንጹህ ህዝብኻ ኸጻወቱ ትም ኢልካ ምርኣይ ዓቢ ዓገብ እዩ፤ ንተንስእ ደኣ ሕጂስ  ይኣኽለና፤ ንበል ሐቢርና ሃገርና ናይ ኩሉ ኤረትራዊ እያ ብማዓርነት ብሰላም ቢዲሞክራሲ ቢኢሂን ሚሂን ትምራሕ ሃገር  ኽንምስርት፤ብሐባር ምስ ሙሉኡ ህዝቢ ኤረትራ ቢፋቅሪን ሰላምን፤ ዝጠፉኡ ኣሕዋትና ኣሐትና ኽንደሊ፤ ኣብ ስደት ዝነብሩ ኣሕዋትና ኩሎም ዓዶም ተመሊሶም ምስ ኣሐቶም ኣሕዋቶም ሕዞም ስደት ተሪፉ ኣብ ዓዶም ሸናዓ ዝቡሉላ ኽንፋጥር ሐቢርና ምስ ሙሉእ ህዝብና፤ ዘበን በዓል ኢሰያስ ምስ ደቂ መዛሙርቱ ብዝገበሩዎ ግፋዒ ኣብ ህዝቢ ኤረትራ ግን ሐሶት ስድነት ብዒልግና ዘረፋ ባኣሲ ሽግር ጥመት ሕማም ሰበብ ማአሰርቲ ቅትለት ወዘተ  ምፋልላይ ጥልመት ሽርሙጢና ሳዋ እናበልካ ካብ ስድርኤን ብሐይሊ ወሲድካ ካብትሕቲ ዕድሜ ዘሎዋ መንእሰያት ምድፋር ሰብ ወይ ሐው ዘይቢልን ኮይነን በኽየን ነቢዓን ብዘይ ሐሰቦኦ ኣብ ጥንሲን ውላድን ገሮም ኪዲ ኣብ ስድራኺ ኢሎም እሰድወን፤ ኸምዚ ተጎኒፎኒ ምስ ቦሎቶም ንስድራኣ ኣቦን ኣደን ኩምትር ኢሎም ገዝኦም ዓጽዮም ከም ቆልዓ ጎሎም ሒዞም ይበኽዩ ሕጊ ዘይቡሉ ሃገር ስለ ዝኾነ ዝገቡሩዎ ነገር ዮሎን፤ ጥራይ ንኣምላኾም መሃብ እዩ፤ እዚ ዝገቡሩዎ ምእንቲ ካይፍልጡ ምእንቲ ጸገም ካይመጽእ ሐያም ጸኒሐትኒ እንተ ኢልካዮም እንተ በልካ ግን ቀጥታ እስርቤት ትኣቱ ወይ ድማ ትም ኢልካ መርዓትካ በዓልቲ ሳዋ ሒዝካ ገዛኻ ትኽይድ፤ ሕጅ ትዝ እብለካ ሕግታት ኣቦታትና ኽመይ ጽቡቅ ከምዝነበረ፤ኣብ ትሕቲ ገረብ ኮፋ ኢሎም ወይ ኣብ ሐሰር ከመይ ዓይነት ፋርዲ ይህቡ ነይሮም፤ ካይተማህሩ ብሐቂ ሙሁራት ነይሮም፤ኩሉ ባህልታት ኤረትራ ኣጥፊኦም ብባህሊ ናቶም እዩ ዝኸይድ ዘሎ ህዝብና  ትዕግስቲ ኣህዛብ ኤረትራ ግን ሕጅስ ኩሉ ፋሊጥዎ ተወዲኡዎ እዩ ዞሎ፤ ወጣጡ ህግደፋ ነብሶም ነጊሩዎም ውን መዓልቶም ከም ተወደኤትወይ ክምትፋልጡ ላዓሊ ታሕቲ ክቡሉ ቀኒዮም ከም ጸብሒ ዝሐሮሮም፤ብሐቂ ውን ሐሪሩዎም ኣሎ፤ ምእንቲ  ነቡሱ ግን ዓለም ውን ፋንፊኑዎም እዩ ዞሎ(ጠላዓ ብህዝቢ ኤረትራ ዮሎን ድሕሪ ሕጅ) እዝ ሎዋህ ህዝብና እዚ ዶ እፋደ ብሉዑ ስተዩ በሃላይ፤ መን ካበይ መጽኡ ካይበለ፤ የመን ሱዳን ናጀርያ ኢትዮጲያ ጣልያን እስራኤ ግርኽ ሶማል ወዘተ እነብሩ ነይሮም ኣብ ሃገርና ኤረትራ ብፋቅሪ ብስላም ቡልዑ ስተዩ እናበሉ እሞ እዝኹሉ ኣብ ግዜ ገዛአቲ ኣብ ትሕቲ ጸላኢ ኮሎና፤ ኣክንዲ ዘኾሎስኩስ ኢደይ ተነኸስኩ ዝባሃል ምሳሌ ኣሎ እዋእ እሞ ደቂ ሃገር እንታይ ንግበር፤ እዝስ ባሃልና ኣይኮንን ትም ኢልካ ምርኣይ ዓድኻ ሃገርካ ኽትዝመት፤ኮላ በዚኦምስ ዓቢ ሕፋረት እዩ ንህዝቢ ኤረትራ፤ ኩቡር ህዝቢ ኤረትራ ቀያሕቲ ጀጋኑ ደቅኻ ኹቡር ደሞም ዘፋሰሱላ ምእንቲ ብርሃን  ዓዶም ኤረትራ በጃ ህዝቦም ሐሊፎምስ መጻወቲ ናይዞም ስድታት ሕፋር ዘይቡሉ ኽልተሳብ   ኣብ ሐንቲ ሰከንድ ዝሕሱው ዓለም እንታይ ትብለና ዘይቡሉ፤ ተላዓል ቆራጽ ህዝቢ ኤረትራ ተለዓል ቆራጽ መንእሰይ ኤረትራ ብሐባር፤ ካብቲ ዝገርም ሎሚስ ሕፋር ካይበሉ ምስ የመን ውግእ ምስ ሱዳን ውግእ ምስ ጁቡቲ ውግእ ምስ ኢትዮጰያ ውግእ በሉ ሕጅ ኸኣ ምስ ዓባይ ኣሜሪክ ይዋጣወጥ ኣሎ፤ኣሐትን ኣሕዋትን እዝኦምስ ሕሌት ህዝቢ ኤረትራ ኣሎዎም ኢልኩም ዶ ትሐስብ ብናተይ ሐሳብ እዝኦም ምጥፋኣ ወይ ምጺናት ህዝቢ ኤረትራ እዮም ዝደልዩ ዘለው ግን ኩሉ ስርሖም ካይፊለጡ ሐለይቲ እዮም ዝመስሉ ስለዚ ኣሐትን ኣሕዋትን ኩሉ እሞ ረኣዩዎ ሕሶቡዎ እዚ ኩሉ ውግእ ሕጅ ድማ ምስ ኣፋሪቃ EUROPA ከሙኡ ኣመሪካ ስለምንታይ እዚ ኩሉ ስለምንታ እቲ ናቶምስ ናቶም፤ ስለምንታ ነዚ ጀግና ህዝቢ ኣብ ቃሕ ዝቦሎም ምስ ኩሉ  ጎራባብቲ ምስ ዓለም ዘባኣሱዎ እዚ ንህዝቢ ኤርትራ ጾሎሎ ምልካይ እዩ ጻዓሮም ‘ እንታይ ገሩ እዚ እንካ እምበር ሃባ ዘይፋልጥ ህዝቢና፤  

ዓወት ንህዝቢ ኤረትራ 

ውድቀት ንህግደፋ ምስ ኮራኩሩ

ዝክርን ክብርን ንስዋአትና

 ሃይለ ፋረዝጊ

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,284,695 وقت التحميل: 0.28 ثانية