Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
17/10/1445 (25 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ህዝቢ ኤረትራ  ብሰነፋት መራሒቲ ህ&#48
أخبارp style="text-align: center; line-height: 150%"> ህዝቢ ኤረትራ  ብሰነፋት መራሒቲ ህግደፋ ተዋሪዱ!!!

 

HAILA FRAZGE.jpg

 

በል ርኣዮም ህዝቢ ኤረትራ ብኣኻን ብደቅኻን እጻወቱ፤ ከምዞሎዉ ፈለጦም ሕጅ፤

ብጀጋኑ ደቅኻ ነዝአ ናጽነት ብርሃን ዘምጹኡዋ፤ ከምዘይ አምጹኡዋ ገሮሞ ቡኡም ጥራሕ ዝመጸት ገሮም እጻዎቱ አሎው ኣብ ገዛእ ሃገርና፤ ጀጋኑ ደቅኻ ዶሞም ዘፋሱሱላ

ናይቶም ዓበይቲ ደቅኻ ካይ ኣክል ድማ፤ ካብቲ እቶም ዓበይቲ ደቅኻ ዘሕሎፎዎ፤ ሽግርን መከራን፤ብርሃን ንህዝቦም ንደቆም ዝቦልዎ፤ በል ረኣዮም እስከ ተዓዘቦም

እቲ ዝኸፈኤ ካብቲ ግዜ መግዛእቲ ዝነበረ፤ ኖቶም ዕንባባ ሃገርና ናይ መጻኢት ኤረትራ፤  ዝቦሉዎም ዓበይቲ አሕዋቶም፤ በዝኦም ህግደፋውያን ኽብሪ ደቅና

ቀንጢጡም መሶሎም ፣ን24 ዓመት ዝኾውን ብዘይ ሐደ ቁምነገር አትሪፎም፤ ትሩጎም አብ ዘይቡሉ ወግእ ምስ ኩሎም ሰለማዊያን ጎራባብቲና አእቲዮም ቁጹሮም ብአሻሐት ዝቁጾሩ መንእሰያት አጥፊኦም፤ ኣብሰላሳ ዓመት ዝተኻያደ ውግእ ንናጽነት ኤረትራ፤ በዝኦም ህግደፋውያን ዝጠፉኡ ደቅና መንኢሰያት ዝጠፉኡ ይበዝሑ፤ ብቃሕታ ናቶም ድስዝቦሎም እገቡሩ አሎው ኣብ ልዕሊ ኤረትራ፤ ወለዲ ድማ ብቀዳሞት ዶቆም ኣብ ሐይል ሐዘን ኮሎው ሕጅ ድማ ዝገደደ ሐዘን ተዋሒጦም እርከቡ አሎው እዚ ኩሉ ውግእ ምስ ሐለፋ ድማ ሕስብ እንተበልካ እንታይ እዩ እዚ ኩሉ ዘምጾኦ እንተበልካ፤ ሐሲብካ ወላሐንቲ ንውግእ ዘእቱ ኣይነበርን፤ እንተ ነበር ድማ ብሰላማዊ ዝፋታሕ እዩ ነሩ፤ እዚ ክብል ኮሎኹ ግን ጥራይ  ወልፋኻ ምርዋይ ወይ ምጽናት ዕንባባ ደቂ ሃገር ኤረትራ እዩ ኾይኑ ዘርኣየኒ፤ እዩ ኸአ ናይ ሱዳን ብጽጋቦም ወይ ኮነ ኢልካ ምጽናት ዕንባባ መንእሰያት ኤረትራዊያን እዩ እቲ ዒላማ ናቶም ብሐቂ ድማ ጥራይ ህዝቢ ኤረትራ ምጽናት ጥራይ እዩ፤ናይ የመን ከምኡ ናይ ጁቡቲ ናይ ሶማል ወዘተ፤

እዚ ኩሉ ምስ ተወደኤ ደማ መንእሰያት ከም ብዕራይ ቖሪንካ ሃገራዊ ልምዓት እናበልካ ገዛዊቲ ሐለፋቲ ኮረነላት ኮራኩር ህግደፋዊያን ዝኮውን ገዛውቲ ከሙኡ ገዛውቲ ናይ መንግስቲ  ጽርግያታት ወዘተ እናበልካ ብመሳኺን ዕምባባ ሃገር እኖሆ 20 ዓመት ኮይኑ ብዘይ ሐደ ቁምነገር፤ መስኪን መንእሰይ ካብቲ ዘገርም ሐንቲ ሕቶ ምስ ዝሐትት እናፋርሄ ኣብ ቤትመእሰርቲ ይኣቱ፣

ቤትመእሰርቲ ዝኣትዎ ድማ ዒራዒሮ ወይ እቲኤን ዝኸፋአ እስርቤት ሰብ ዝቀተሉ ቢፖሎቲካ ዝኣመሰለ ቀደሞት ኣቦታትና ዝዛረቡለን እስርቤት እየን

ብግዝየ ጣልያን ዝነበረ እስሪቤት ከም በዓል ናኹራ እዮም ዝእሰሩ ዘሎው፤ምንእሰያትና

ኣብዚ እስሪበት ዝኣቱው ወይ ቀልጢፋ እሞቱ ወይ እጽለል፤ በል እንታይ ትብል ህዝቢ ኤረትራ ኣበይ ኣሎው ደቅኻ ገልኦም ንሱዳን ገልኦም ንኢትዮጰያ ገልኦም ብሕማም ኣብ መገዲ ሊቢያ ኽሞቱ ገልኦ ድማ ኣብ ባሕሪ ጠፊኦም ካብ 400 ንላዓሊ ባሕሪ በሊዑውም ጠፊኦም መሳኽን  ዕንባባ ኤረትራ ደቅና 

ዕንባባ ሃገር ንምጽናት ዶ ኣይኮንን፤እዚ ኩሉ ዝግበር ዞሎ፤ ካብ ሐቂ ንላዕሊ ልክዕ እሱ ዶ አይኮንን ዕላማ ህግደፋዊያን

ንሙኾን ነጊሮምኻ ዶ ጠፊኦም ደቅኻ አብ ባሕሪ ኢሉ፤ አንታ ጅግና ህዝቢ በዝኦም ዝጠፉኡ ዕንባባ ደቅኻ፤ሐቂ ዶ አይኮንን ምጽናት ህዝቢ ኤረትራ ስለ ዝደልዩ፤ ፋስታ ገሮም እኾኑ፤ደቅና ኣብ ባሕሪ ስለ ዝጠፉኡ

እስከ በል ረአዮም ሕጅ ኸአ ሕፋር ካይቦሉ በጃኹም ኣፋሪቃውያን ሐውሱና ምሳኹም ተጋጊናኢና  እናቦሉ ኸሉሙኑ ጀሚሮም ኣሎው፤ ኣሜሪካ ኩሉ ትብልዎ ዝነበርም ሐቂ እዩ እሞ እቅረ በሉልና እናቦሉ ኣብ ለመና ኣትዮም እርከቡ ኣሎው

በል ሕዝቢ ኤረትራ ቅድም ደአ ነዓኻ እንዲዮም እቅረታ ክቡሉኻ ዝግባኦም ነይሩ

በል ህዝቢ ኤረትራ ንስኻ ውን ግዙእ ናቶም ኢኸ ብናቶም አታሐሳስባ፤

እዝኦም ዝገብሩዎ ዘሎው ሰብ ዕላማ እዮም ዕላማ ናቶም ድማ ምጽናት ህዝቢ ኤረትራ ጥራይ!!

 

እዩ ጥፋአት ንህግደፋዊያን!!

ዓወት ንህዝቢ ኤረትራ!!

ዘለአለማዊ ዝኽሪ ንስውአት ኤርትራ!!

 

ብሃይለ ፋረዝጊ

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,423,933 وقت التحميل: 0.13 ثانية