Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
20/09/1445 (29 مارس 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ዝኽበርኩምን ዝኸብርክንን ኣባላት
أخبار

ተጋድሎ ሓርነት ኤር ትራ   ERITREAN FLAG 2010.jpg  جبهة التحرير الإرترية

Eritrean Liberation Front

ዝኽበርኩምን ዝኸብርክንን ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ።

ንወርቃዊት ጽንብል መበል 50 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤረትራ።

ንውድብና ተጋድሎ ሓርነት ኤረትራ ንዝገብርኩምልና ዕድመ ብሽመይን ብሽም ውድበይን ከየመስገንኩ ካሓልስ ይደልን።

ብምቅጻል ናጽነትና ተጨውዩ  ሓርነት  ሓሪሙና  እኳ  እንተሎ ።

ናብ.ቲ ብ.ጅግና ስዉእ ሓምድ እድሪ ዓዋተ ዝተፈለመ ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤረትራ ንመበል 50 ዓመት ኢዮቤልዩ  እንቋዕ ኣብቃዓና እብል።

እወ ናብዚ ንምብጻሕ ህዝቢ ኤረትራ ኣስላማዩ ክስታናዩ ኢድን እግርን ኮይኑ ዝፈትዎም ቀይቅሕትን ጸለምትን ደቁ ከፊሉዩ ነጻነቱ ኣራጋጊጹ እዩ። እንታይ እሞ ብ.ኣብ ውሽጡ ዝፍረዩ ኣትማን ተጠሊሙ  ከይኣኽሎ። ህዝቢ ኤረትራ እፎይ ኢሉ ቀሲኑ ነጻነቱ ከየስተማቕር። ደሞክራስያዊ መሰላቱ መታን ከይሓትት  ኣንጊሁ ምስ ኩለን ጎራባብቲ  ሃገራት ኲናት  እናከፈተ  የጽንተናሎ።  እሞ  ህዝቢ ኤረትራ ተሳኒኹም ኣድሕኒና  ይብለናሎ እሞ ነዚ ስርዓት እዚ በቲ ንሱ ዝኣምኖ ክንገጥሞ ይግባኣና መታን ንህዝብና ክነድሕኖ።

ስለዚ እኒ ኣምስሉ ዝበሉ እንተ በሉ እቲ እነካይዶ ቃልሲ ንሓርነትን ንደሞክራሲን ንመሰልካ ባዕልኻ ምውሳንን ንዝመረጽካዮ ባዓል ቆጽልኻ ክከውንን ዳኣ እንበር  ኣልእ ትርጉም የብሉን። እንብኣር ንድክታቶራዊ  ስርዓት  ምስ ጭፍርኡ  እንኣልይሉ  ሳዓት  ሕጂዩ ንብል።

ኣብ መደምደምታ ነዞም ካብ ዝተፈላለየ ከተማታት ኣውሮጳን ብፍላይ ካኣ ካብ ከተማታት ጀርመን ታኣኪብና ዘለና ኤረትራዊያን። እንቢ ንመግዛእቲ ኢልና ንነጻነት ዝተቃለስና። ሕጂ ውን ገና እንቢ ንምሕደራ ህግደፍ ኢልና ንሓርነት ንቃለስ ዘለና። ኣጆኹም ኣጆና ክዕወትዩ  ሕርነታዊ  ቃልስና። እንዳ በልኩ ቃለይ እድምድም።

ዕላዊ  ቃል ተጋድሎ ሓርነት ኤረትራ

ብ.ኣባል ማእከላይ መሪሕነት ወኪል ተ.ሓ.ኤ ኣብ ሃገር ጀርመን።

በርሀ ዑቁባዝጊ)

ዕውት  ጽንብል ኢዮቤልዩ (50) ዓመት ይግብረልና

ዓወት  ንሃገራዊ  ጉባኤ ንደሞካራስያዊ  ለውጢ

ዓወት  ነቲ  ነጻነቱ  ዝተጨውየ  ህዝቢ  ኤረትራ

ክብርን  ሞጎስን  ንጃጋኑ  ሰማእታትና

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 42,915,865 وقت التحميل: 0.32 ثانية