Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
19/09/1445 (28 مارس 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝ&#462
أخبار

ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝሓርበቶ ህዝቢ

ብ.ጃ.ን.ዳ ህ.ግ.ደ.ፍ መታለልቲ ግፍዔኛታት

8.ይ.ክፋል

ሕድሪ ሰማእታትና ኩቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ፍራንክፎት) አብ ኣፍደገ ኮንስል ህግደፍ ዝተነበት

(ግጥምን(ጭርሖ ሰልፈኛታትን)

ሓርበኛታት ናይ ደሞክራስያዊ ለውጢ በዘይ ቅድመ ኩነት ይፈትሑ

እንዳ በሉ ሰልፈኛታት እንታይነት ህግደፍ ብዓውታ አቃልሑ

ኣብ ኤረትራ ሰላም ክነግስ እሰያስ ምስ ጭፍሩኡ የልግስ

ክሳብ ማዓስ ደም ህዝቢ ኤረትራ ክፈስስ

ውድቀት ንዲክታቶራዊ ስርዓት ህግደፍ

ሕድሪ ሰማእታትና ይከበር ክሳብ ማዓስ መሰልና ክግፈፍ።

(ብምቕጻል)

ሎሚ ናይ ህግደፍ ኮንሱላት ኣንባሳደራት ጽባሕ ታሓተቲ ቀጸሉ ሰልፈኛታት እንዳ ነደሩ)

ክሳብ ኣብቲ ከባቢ ዝነበሩ ናይ ካልኦት ሃገራት ኮንስላት እንታይ ተረኺቡ ኢሎም

 መሳኹቶም ከፊቶም ዝቕልቀሉ። እወ ሰልፈኛታት ስርዓት ህግደፍ ዲክታቶር

 ምዃኑ እቶም ስቅያት ህዝቦም ዝሕሞም ተባዓት ተግባራት

 ጃንዳ አጋሊጾም ነናብ (ዝመጽዎ (ብሰላም ተመሊሶም)

(ጭፍራ ህግደፍ)

ሓሶት ኣብዚሕኩም ኢልኩም ጽልግልግ

መራሒኹም መልሓሱ ዎትሩ ዝሩግ

ወግሔ ጸብሔ ጸጸይቁ ዝሕግግ

ፈራሕ ዓሰርተ በትሩ ይብል በገግ በገግ።

(ዝኸሰረ ነጋዳይ ሑሉፍ ፋይል ይግንጽል)

ናይ ሰብ ነጋዶ ተጋሊጹ ጉድኩም

ኣረጊት ፋይል ምግንጻል ጃሚርኩም

ባዶ ተሪፉ ህግደፍ ዳስኩም

ኤረትራዊ ይጽሊሎ ንውድቀትኩም

ኣማኒ ሲኢንኩም

ሕጂስ ዋላ እቲ ናትኩም

ህዝቢ ፈንፊንኩም።

ሃገራዊ ኣይመሰሎን ትጠልምዎ

ካብ ገዛእቲ ትከፍእዎ

መራሕቱ ባዕሉ ክመርጽ ሕልሚ ነርዎ

ሕልሚ ኤረትራዊያን ጭፍራ ኣምኪኖምዎ

ዝህቢ

ትርጉም ንሕናን ዕላማናን እንተ ፈሊጥዎ

ህግደፍን ሳዓብቶምን ከቢድዩ ቲትኸፍልዎ።

ኣብ ነጻነታዊ ቃልሲ ዝሸፈቱ

መራሒኦም መሓዛ መቡቱ

ቱታ ዝብል ከም መንግስቱ

ትሕቲ መረት ኣስፊሩ ንመቃልስቱ

ይነብር ክሳብ ማዓልቱ

ማንኪ ክሻ ሓሻክት ናቱ

ህዝቢ ተላዒሉዩ ንሓርነቱ

ቦታ የሎን ንገንዘብ ሓፋሽ መንዚዖም ዝንየቱ

ኢሰያስ ዝመራሒኦም ሸፋቱ።

ጃንዳ ህግደፍ መታለልቲ

ምስ ቶም ሳዓብቶም መጣቃዕቲ

ቀሪባያ ናይ ውድቀትኩም ማዓልቲ

ንኮንቱ ኣይተኸፈለን ናይ ጃጋኑ መስዋእቲ

ህዝብና ተወዲእዎዩ ትዕግስቲ።

ክልተ ካብ ሚኢቲ ጎዲልዋ

ማሕፈዳኹም ተሪፋ ጥርሓ

ጃንዳ ህግደፍ ጎዲልዎም ረብሓ

ባሕቲ መስከረም ሰሪሓ ስርሓ

ወላዲት ጀጋኑ ረጊማ ኣብጺሓ።

መራሒ ህግደፍ ሳጥንኤል ዑቡድ

ናተይ ዝበልካዮ ክከድዓካ ክከብድ

ኣብ ስልጣና ክነር ብሓሶት ዝነግድ

ከም ከልኪ ይነብሕ ይብል ዕብድብድ

ኢዱ ትረኽቦ ሰማእታት ዝክሕድ

ደም ንጹሃት ማዓስ ይሰድድ

እንተዘይቀተለስ የዕበድብድ።

ጃንዳ ህግደፍ ከዳዓት

ኣይሰድድንዩ ንብዓት ውጽዓት

ክወግኣኩምዩ ዓጽሚ ሰማእታት

20 ዓመት ጸኒሕኩም ብሓሶት

ማዓልትኹም ቁጸሩ ጃህረኛታት

ትቃላቐል ኣላ ናይ ዳሓንኩኑ ሳዓት።

መንነቶም ዘይተፈልጠ ጁጅ ማጁጅ

ህዝቢ ይሓንን ኣሎ ከም ሕንጅጅ

ንብዓት ሓፋሽ ክወስደኩም ኮይኑ ውሕጅ።

(ስለዚ)

ንክብረይ ንመሰለይ

ኢሉ ተበጊሱ ኤረትራዊ መንእሰይ

ንሓርነተይ ይቃለስ ባዕለይ

ኣይጽበን ህግደፍ ክተኽቡለይ

ኮይነ ኣብ ጎኒ ኣያታተይ ኣቦታተይ

ሕድሪ ሰማእታት የተግብሮ ብቃልሰይ

ኢሎም ወዶም ጓሎም ደቂ ኤረይ

ብደገን ብውሽጥን ተሲኦም መናእሰይ።

ዓሰርተታ ኣሻሓት ይድቅሱ

ብምእቲታት ትቑጸሩ ይቃለሱ

ኤራትራዊ እንዳ ሰምዔ ደቂሱ

ፈታዊ ገንዘቡዶ ፈታዊ ነብሱ

ሓርነት ክመጽእ ዝጽበ ብድቑሱ

በለጸኛታት መምስወግሔ ዝሕወሱ።

ህግደፍ ይኹኑ ቶም ደገፍቶም

ሰብኣዮም ሰበይቶም

ንሳተን ይዕልላ የጣቕዑ ንሶም

ክሳብ ዝምለጥ ኢዶም

ህግደፍ ወይ ሞት ጭርሖ ናቶም።

ከምቲ (ሳጉኡ ጠረጠር) ስነጥበባዊ መንእሰይ)

ሃብሮም ተመስገን ተስፋሚካኤል) ዝዘየሞ ዝገጠሞ።

ኣታ ባዓል እዋን ትማላለስ ዓዲ

 መረባዕ ኣስሪሕካ ንሓቂ ካሓዲ

ዘይሓረስካዮ ትሓፍስ ዓውዲ

መሳርሒ ኣይትኹን ከቦድ ዕዳ ከይትዓዲ።

(ብጀካ ንጭፍራ መን ኣሎ ዝጣዓሞ እሞ)

ዝበዝሔ ህዝቢ እንታይ ይጽበሎ

ከማና ዓገብ ክንዲ ዘይብሎ

ተጸጊዑ ይጽበ ንህግደፍ ፎእ ክንብሎ

ሓቢርካ ያዕ ምባል ዝቐለለ ኮሎ

ካብኡ ሓሊፍና እሞ እንታይ ክንብሎ

ኣደይ ኢድካ ንበል ለብዘበን ሓዲኡሎ።

ይቅጽል

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጃጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 42,906,392 وقت التحميل: 0.24 ثانية