Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
12/10/1445 (20 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ጸሐይ በሪቃ አብ ሃገር አርትራ!! ብሃ&#
أخبار

ጸሐይ በሪቃ አብ ሃገር አርትራ!!

በል ራአዮም ህዝቢ ኤርትራ ደስ እበልካ ደስ ኢሉና በቶም ጀጋኑ ዓበይቲ ዝጸንሑ

ውድባት ዓዶም ተሐሪሞም ሐንሳብ ጀሃድ ሐንሳብ አስላም ሐንሳብ ክሪስቲያን ወዘተ

እናበለ ዓድና ብቤህር ብሃይማኖት ፈላሊኻ ግዛእ ዝባሃል ተሪኡዩ ዘይፋልጥ

አብ ሃገርና ብግብሪ ኽሽቁጡሉ ዝጸንሑን አሎውን እዮም እንሆ ጀጋኑ ደቅኻ እቲ ሐቂ ፋሊጦም

ድሕሪ ኽንደይ ማእሰሪቲ ድሕሪ ኽንደይ ስቃይ ድሕሪ ኽንደይ ምርሻን ዕባባ ሃገር

ትዕግስቶም ወዲኦም ስቃይ ህዝቦምን ፋሊጦም ምእንቲ እሱራት ዓበይቲ አቦታቶምን ንአሽቱ አሕዋቶምን ንስደት አምሪሖም ኩነታት ሃገሮም ሽግር ከምዘሎ ፋሊጡም

ተረዲኦም እኖውለ ዓለም አብ ኢዶም ኮይና ምእንቲ ሐቂ ህዝቦም ምእንቲ ኽብረት ሃጎሮም

አብ ቅድሚ ዓለም ደው ኢሎም ዓለም ገሪሙዋ ህዝቢ ኤርትራ ኽንደይ ሐያል ሙኻኑ

አፈሊጦ,ማ በዓል ዓሰርተ ዘይአኽሉ መራሕቲ ኤርትራ ኢና ኢሎም ዓለም ኽዞሩ ዝሐሰቡዎ

ምንእሰይ ጅግና ኤርትራ ኽዳውንቶም አብ ሙሉእ ዓለም ጥርሖም አውጽኡ ንሽግር ህዝቢ

ኤርትራ አብ ዓለም አቃሎሖም ንኦኦም ከም ዓዋሉ ሙኻኖም አጋለጾም ከሙኡ ጀጋኑ ተቀበልቲ ሕድሪ ድሕር ካይቦሉ አብ ኒውዮርኪ አመሪካ እሰያስ አብ ስፋራ አኼባ ኽኼይድ ኮሎ ካብቲ

ዝገርም ብትሕቲ ኩብሪ ወይ (Berg) ብታሕቲ ተሐቢኡ እዩ ንስፋራ አኼባ እአቱ ነይሩ

ጀጋኑ ተቀበልቲ ሕድሪ ምስሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ብሕጂ ዒድል ነዞም ሕማም ካንሰር ዝኾኑ

ነዚ ሎዋህ ህዝቢ ኤርትራ ፤ ዒድሎም ተሰራ እያ፤ ዝአክል አብ ሊዒሊ ኤርትራ ግን ተጻዊቶም እዮም

እዝኦም ዝገበሩዎ ጽሕፋካ ዝውዳእ አይኮነን ፤ ሰላም ጥራይ ይሃበና ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ዓቢ ሽግር ከም ዞሎካ ዓለም ኩሉ እፋሊጥ እዩ መንእሰያት ደቅኻ ዓዶም ረመጽ

ምስኮኖቶም እኖውለ አብ ዓቢ ምግዳል አትዩም ናይቶም ዓበይቲ አሕዋቶም ካይአኽል ሕጅ ድማ

ነቶም ነአሽቱ ደቅኻ ከሙኡ ነዓኻ አርኪቡልካ አሎ።

ስለዚ መንእሰይ ኤርትራ አብ ኤርትራ ትርከብ ንተስእ ሐቢርና ኩላትና ሐቢርና አሕዋትና

ሎሚ ዓለም ትሐብር እያ ዘላ ንሕና ኤርትራዊያን ግን አስላምና ክስታና ሐቢርና ኢድ ንኢድ

ተታሐሒዝና ብኢሂን ሚሂን ብሐባር ሰላም ኽሰፊና ሃገርና ኽንጽዕር አሎና እዚ እዩ ድማ ሕጊ አቦታትና። ሎሚ ጀብሃ ሻዒቢያ ዝብል ዮሎን ዝሐለፋ ይአክል አብ ሃገርና ግን ቢዲሞኩራሲ

ዝተፋላለየ ውድባት ኽህሉውሉልና ተስፋና እዩ።

ስለዚ ኽቡር ህዝቢ ኤርትራ እዝኦም ካንሰር ዝኾኑ ንህዝብና ኩሉ ገንዘብ ኤርትራዊያን ገቢቶሞ

ስለዘሎው በቲ ገንዘብ ገሮም ነንሕድሕድካ ከዋጋአካ ብዙሕ ኽጽዕሩ እዮም እሞ አስተውዕለሎም

ድሕረና ሳዕሪ አተብቁላ ዝባሃል ሕጅ ኽስተግቡሮ እም እሞ ኢድ ንኢድ ሐዝ ሐቢርካ ህዝቢ ኤርትራ፤ ብሃይማኖት ብዝተፋላለየ መንገዲ ኽሞጹኻ እዮም እሞ አብ ጥንቃቀ ደአ ሐቢርካ መዝገብካ ሐዝ እንተ ሐቢርካ ዝመጸካ ዮሎን

ብዙሕ ቅትለት ውን ኽፈጽሙ እዮም ምእንቲ ከርዑዱኻ

ስለዝ ኽብር ህዝቢ ኤርትራ ሕበር ተማኽር ተራዳዳእ ግትር በል አብቅድሚኦም

ዕድል አይትሃቦም ብጎልካ ብወድኻ ብሰበይትኻ ኽሞጹኻ እዩ,ም እዚ እዩ ስርሖም

ካንሰር ኤርትራ ተጠንቅቀሎም

ሰላም ኩሉ ሰራዊት ኤርትራ አብ ኤርትራ ክሳብ መአስ ኢኻ ከምብዕራይ ተቆሪንካ በዚኦም

ዘይረቡሑ ሰባት ዓሰርተ ዘይአኹሉ ሐው ንሐው ዘባእሱ አቦን አደን አቤት ፋሪዲ ክማላለሱ

ይውዕሉ ዘሎ መንእሰይ ሰራዊት ኤርትራ እንታይ እዩ ዓዚሙካ መአስ ኢኻ ምስ አደኻ አቦኻ ትጻወት መአስ ኢኻ ምስ ሐዳርካ ደቅኻ ተዒልል

መአስ ኢኻ ሰሪሕካ ገዛኻ ተስርሕ ሐለፈትኻ ግን ትሰርሐሎም አሎኻ

ብጉልበትካ ብዘይ ዶሞዝ

እዝኦም ህግደፋ ዘይገቡሩዎ እኮ ዮሎን ምናሊባሽ ድሕሪ ምኢቲን ሐምሳን

ኢኻ ትሞውት ኢሎሚኻ ካይኮኑ እምበር እዚ ኤርትራዊ ዝገቡሮ አይኮነን

ሃገርና ሽግር የብላን ትምኢልካ አይትቀሸሽ ተባራበር ተስእ ከምቶም አሕዋትካ

ይአክል ቦሎም ኢድ ኒኢድ ተታሐሒዝኩም ግትር በሉ አብ ቅዲሚኦም ፈራህ እኮ ዘይብላ ኤርትራ

አጅኹም ንሕና ውን ብኹሉ አሎና ምሳኩም ህዝብና ውን አሎ ምስ ኩላትና ጥራይ ሐድነትና ነራጋጊጽ ሰላም ኽወርዳ ለምለም ሃገርና

ውድቀት ንህግደፋውያን አብ ሐጺር ግዜ!!

ዘለአለማዊ ኽብሪ ንስዋአትና

ብሃይለ ፋረዝጊ

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,295,268 وقت التحميل: 0.22 ثانية