Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
15/10/1445 (23 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝ&#462
أخبار

ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝሓርበቶ ህዝቢ

መበል 11 ክፋል

ሕድሪ ሰማእታትና ኩቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዚጊ ሃገር ጀርመን

(ንስመር ኤረትራዊያን ንስመር)

ንስርዓት  ህግደፍ ክንደፍን

ካብ ሊድስ ብርሚግንሃምን

ካብ ኣመርካ ናብ ጀርመን ጊሰን

ልሒሙ ንስቶኮሎም ሽወደን

ከፍርስ ንማዓስከር ህግደፍ ደንደን

ስርዓት ሸፋቱ ኣብ ዓለም ጀሚሩ ክህደን።

ስመር ኤረትራዊ ስመር

ያኣክል ንህግደፍ ምትግባር

ሕበር መሳረዕ ህግደፍ ክስበር

ኣብ ልብኻ ተመለስ ኣብ መስመር

ኤረትራዊ ወደባት ተባራበር።

ህግደፋዊያን ዓቕሊ ግበሩ

ምስ መራሒኹም ከይትባረሩ

ኤረትራዊ መንእሰይ ነዲሩ

ጭርሖ ናይ ሰብዓታት ምጭራሕ ጀሚሩ

ኣስመራ ኩሑሎ ዶ ብህግደፍ ትሕሎ

እሰያስ ይተዓሎ ለብዘበን ሕዲኡሎ

እዩ ዝባሃል ዘሎ።

(ንስመር ኤረትራዊያን ንስመር)

ንሱ ኣይናትና ንሕና ኣይናቱ

ንብሎም ንሳዓብቲ ስርዓት ሸፋቱ

ፎእ ንህግደፍ ህዝብና ተሰሚዑ ኣውያቱ

መንእሰይ ወሪሱ ናይ ኣያታቱ።

(ንስመር ኤረትራዊያን ንስመር)

ኣብ ኣመሪካ ነጕዱ ነጎዳ

በቶም ዝሰገረ ምድረበዳ

ኤረትራ  ጀጋኑ ወሊዳ።

ወዲ 50 ዊዒሉ ምስ ወዲ ዕስራ ሳላሳ

ምስ ወዲ 25 ምስ ወዲ ሱሳ

ምስታ ኣብ ስደት ዝተቀበለቶም  ንብዓቶም ሓቢሳ

ዘይኮነት ከምተን ንምልኪ ዝውድሳ

ዋዕሮ ኤረትራዊት ኢያ ንሳ።

 (ስመር ጽናዕ ኣብ መስመር)

ዊዒላ ጓል 50 ምስ ጓል 30 ተሰሪዓ

ምስ ብጻያ ካብ ሃገራ ዝወጸት ተጸፊዓ

ከይጠለመት ናይ ስዉኣት መብጻዓ

ዊዒላ ዊዒሉ ወዲ 60 ምስ ወዲ ኣርባዓ

ኣውያት ውጽዓት ክተስምዕ ማዕረ ተሰሪዓ።

(ኣብ ሊድስ ኣብ ንውዮርክ ኣብ ጊሰን ኣብ ስቶኮሎም ኦብሳላ)

ኤረትራዊያን ኣድሚጾም ንሕና ኢና ደቀባት

በርቂ በሪቑ በርቂ ውጽዓት

ብ.ዓበይቲ ብ.መንእሰያት

ዕርቆም ኣውጺእዎም ንወይጦታት

ክወግሕዩ ወይለኹም ዑሱባት።

ኣብ ኣመሪካ ሰሪቡ ሰርቢ

ሓዊ ኣጕዱላ ንስርዓቱ ቲ ከልቢ

ኣብ ኣመሪካ ተቀቢልዎ ህዝባዊ ናዕቢ

ኣብ ጊሰን ተሰሚዑ ኣውያት ናይ ህዝቢ

ኢሉ ብዲክታቶር ኣይንግዛእን እንቢ።

(ስመር ጽናዕ ኣብ መስመር)

ኣብ ሊድስ ኮይኑ ማሕታ

ቃልስና ኣፍርዩ መተካእታ

ምጽማም ንሳያ ምልክታ።

ውሑድ ዶ ተጸሚምና

መንእሰይ ንክጽንበረና

ኣፍሪና እንተ በልና

ማዓስ ተጋጊና

ፍረ ቃልስና ስለ ዝረኣና።

ኣደታት በላ እልል

ሓቢርና እንቢ ንምልኪ ክንብል

ንህግደፍ ክነጽድፎ ናብ ገደል

መታን ስልጣን ብህዝባዊ ምርጫ ክዳላደል።

(ስመር ገጥበል ኣብ መስመር)

ኣብ ኤረትራ  ግዝኣተ ሕጊ ክትግበር 

ማፍያ ህግደፍ ኵዒትና ክንቀብር

ኤረትራዊያን ንስመር

ሕድሪ ሰማእታትና ክክበር።

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,381,578 وقت التحميل: 0.19 ثانية