Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
20/09/1445 (29 مارس 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ጻውዒት ስመር ንዓለምለኻዊ መዓል&#4722
أخبار

ጻውዒት ስመር ንዓለምለኻዊ መዓልቲ ሓዘን ኤርትራውያን

ብ ማሕበር ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ በይ ኤርያ ካሊፎርኒያ

 ዝኸበርካ አብ ውሽጢ ዓዲ እትነብር ህዝቢ ኤርትራ፡

 ዝኸበርካ ካብ ሃገርካ ወጺኻ አብ ስደት እትነብር ህዝቢ ኤርትራ፡

          ንሰላሳ ዓመት መሪርን ጽንኩርን ቃልሲ ተቓሊስካ፡ ደም እትፈትዎም ቀያሕቲ ውልድካ ከፊልካ ናጽነት መሬትካ ካብ ትጭብጥ ድሮ ዕስራ ዓመት ኮይኑ። እንቶኾነ ግና ድሕሪ ናጽነት ብሰላምን እፎይታን ንኽትነብር ዝነበረካ ድልየት ከም ሕልሚ ደርሆ ተቐይሩ አብ ዓለም እቲ ዘስካሕክሕ ናብራ ከተሕልፍ ተገዲድካ አለኻ። ጀጋኑ ስውኣትና በጃ እቶም ብህይወት ዘለና እንክሓልፉ ሕድሮም ብልዕልና ሕጊ እትምሓደር ምዕብልትን ብልጽግትን ኤርትራ ንኽትህልወና እዩ ኔሩ። ሕድሪ ጀጋኑና ግና አንኳይዶ ክትግበር ንካሊኢታትውን ዝዝክር መራሒ ወይውን ሰበ ስልጣናት ግና የልቦን።

         ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ፡

        ኣሕዋትናን ኣሓትናን ፍቖዶ በረኻን ቀላያትን ይሞቱ ዘይኮነስ ይጸንቱ አለው። አብ ዝሓለፈ እዋን አብ ቀላይ ሜዲተራንያን አስታት አርባዕተ ሚእቲ ኤርትራውያን መንእሰያት ብዘይ መላሲ አውያት ተላሒሶም። አንኳይዶ ናይ ሓዘን መዓልቲ ኮይኑ ንስለኦም ባንዴራ አብ ፍርቂ ክትስቀልስ ይትረፍ ንቡር ናይ ሽምዓ ምሸት እውን ከምቲዝድለ አይተገብረሎምን። ሞት አሕዋትናን አሓትናን ግና ብእኦም አየብቀዔን ገና ይቕጽል አሎ። ሞት ኤርትራዊ መንእሰይ ግና ገና ጠጠው አይበለን።

        አብዚ ቀረባ ኣዋን ሬሳታት አሕዋትናን አሓትናን አብ አጻምእ ሲናይ ካብ መሬት ተፋሒሩ ክወጽእ ርእዩ ዘይነብዔን መዓንጣ ከብዱ ዘይተቓጸለን ሰብ ሕልና ኤርትራዊ የልቦን። እህህ ኢልና ድቃስ ሲኢና ክንትክዝ ቀኒና አባድን ተአባድን ዘይብሉ መሪር ሓዘን። እቶምንሕና ንሱ፡ ንሱ ንሕና ዝሕላገቶም ሰብ ጥጁእ ሕልሚ ግና ሞት እዞም ዕሸላት አይንታዮምን እዩ። ንዕኦም ዘገድሶም መሪሕነትን መንበርን ኢሰያስ ጥራይ እዩ። እቶም ተዓጺፍካ ሞት ተዘርጊሕካ ሞት ኮይኑዎም ሃጽ ኢሎም ዝጠፍኡ ዘለው፡ አብ በረኻ ሲናይ ናውቲ አካላቶም ማለት ኩሊቶም፣ ሳንብኦምን ጸላም ከብዶምን ብበደዊን ዝበሃሉ ዓሌት ምስሪ ዝምንዝዑ ዘለው ደቂ ሃገር ንዕኦም አይንታዮምን እዮም።

ዝኸበርካ አብ ውሽጢ ሃገር እትነብር ህዝብና፡

         እዚ አብ ልዕሌኻ ዝወርድ ዘሎ ንኽትዛረበሉ ዘስካሕክሕ ግፍዒ ክጻወርዎ ዘይከአሉ አብ ስደት ዝርከቡ ምዑታት ደቅኻ አብ ልዕሊ እቲ አባይካ ስርዓት ህግደፍ ሕነ ክፈድዩልካ ስመር ኢሎም ተላዒሎም ይርከቡ። ውልቀ መላኽን ቀንዲ መሻርኽቱን አብ ኒው ዮርክ ከም ጤለ በጊዕ ተኾብኩቦም ክሃድሙ፡ አምባሳደራት ህግደፍ አይትውኩሉናን ኢኹም ተባሂሎም አብ ከተማ ሊድስን እስራኤልን ካብ መድረኽ ክባረሩ ትርእይዎም አለኹም። አብ ኤውሮጳ ዝርከቡ ኤርትራውያን መንእሰያት ዝገበርዎ ደርማስ ሕቖ ህግደፍ ዝሰበረ ሰላማዊ ሰልፊ አብ ጀርመን፣አብ ስዊድንን ዓዲ

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 42,916,897 وقت التحميل: 0.52 ثانية