Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
12/10/1445 (20 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝ&#462
أخبار

ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝሓርበቶ ህዝቢ

መበል  28  ክፋል

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ጭርሖ መንግስተኣብ ግርማይ

(ሎሚ ዘይሰመረ ኣይብቑሊ ኣይፍረ)

Men Gestab Geermay.jpg

ልሳን ናይቶም ንቡር ቀብሪ ዘይረኸቡ

ንዝና ኢሰያስ ዓሊ ዓብዱ ዝተበጀዉ::

መንግስትኣብ ግርማይ

ጉዱ ኣውጺእዎ ንኢሰያስ ካሕዳይ

ነቲ ስሚ ኤረትራዊያን ሓራዳይ

መራሒ ሸፋቱ ነጋዳይ

ንሱዩ ተሓታቲ ብቅንጸላ መናእሰይ

ኩሊቶም ዝተመንጠሉ ኣብ ሲናይ

ጭርሖ ናይ ሃይለ ስላስየ ኣተግባራይ

ንኤረትራ መሬታ እንበር

ህዝባ ኣየድልየናን በሃላይ

ኢሰያስዩ ናይ ኤትራዊያን ኣባይ።

ወልዕ ሰብዓታት ንኤረትራ ሽግራ

ኣብ ሜዳ ኤረትራ ዝፈረዩ ጭፍራ

ስጋ ሰብ ዝበልዑ ከም ኣሞራ

ጉድ ረኺቡ ህዝቢ ኤረትራ

ሸፋቱ ሰፊሮም ኣብ ኣስመራ።

ብመስዋእቲ ጀጋኑና ሓራ ዝኾነት ዓዲ

ከም ገዳፊ ደምካ ከፈሰሰ ከም ከልቢ

ያኣኽለካ ኪድ ከቢድ ዕዳ ከይት ዓዲ

ይጽበየካሎ ጽኑዕ ፍርዲ

ኤረትራዊ ሓሪኑዩ ሕነ ህዝቡ ክፈዲ።

ኣብ ልዕሊ.ቲ መፍረሲ ዓደቦ

ንደቀዳት ንምጽናት መሬት ዝዓረቦ

ከም መንግስትኣብ ኣቃልዕዎ ግበሩ ሓቦ።

(ኣነ ዝሞትኩላ ዋላ ዳንደር ኣይትብቆል በለት ኣድጊ)

ብሽም ሉኡላውነትና ኣይትዋጢ

ብጀካ ሉኡኽ ኣስራተ ካሳ ንስካ

የሎን ናይ ሉኡላውነትና ጠዊቂ።

መንዩ ከይትብሉ መራሒ ጃንዳ ኢሰያስ ንሱ

ህግደፍ እዚ እንዳ ሰማዕኩም ኣይትደቅሱ

ብሓገዝኩም ደም ህዝቢ ኣይተፍስሱ

ስርዓት ማፍያ ዘይተርፎ ምፍራሱ

ሓቦ በል ኣብ ገዛ ካብ ተልቅስ

ምስ ደለይቲ ፍትሒ ተሓወስ።

ሰብ ዝገበሮ ምድሪ ነገሮ

ንናይ ህዝብና መንሽሮ

ኣልጊስና ኣብ እግሪ ዳዕሮ

ክንዝትየሉ እቲ ዝገበሮ

ሕድሪ ስውኣትና ክነተግብሮ::

ኣሞራ ሰማይ ወረ ኣለካዶ

ድሕሪ ነጻነት እንበር ረኺብና ጋዶ

ጭቆና ህግደፍ ኣይበዝሔን ዶ

መን ኣሎ ከም ኤረትራዊ ሽግር ዝወረዶ..

ብ.ጃንዳ ተደፊኑ ታሪኽ ሰማእታትና

ንናቱ ዝና ዲና መስዋእቲ ከፊልና

ሃየ እባ ኢደይ ኢድካ ኢላና

ያዕ ንበሎም ነቶ ደም ዘንቡ ዕና።

(መንግስትኣብ ግርማይ)

ከማኻ የብዛሓዮም

ህግደፍ ደጊም ሪዒዶም

መንእሰያት እንዳ መከትዎም

ጭፍራ ኢሰያስ ዝመርሒኦም

ኣኼባ ብጩሉቕ ጀሚሮም

ሕጂ ተረዲኡዎም

ብህዝቢ ተቐባልነት ከምዘይብሎም።

ዓወት ነቲ ደም ዝነብ ዕዘሎ ዝህቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ን ዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,302,763 وقت التحميل: 0.26 ثانية