Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
20/09/1445 (29 مارس 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ብደሙ ነጻነቱ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝ&#462
أخبار

ብደሙ ነጻነቱ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝሓርበቶ ህዝቢ

መበል 28 ክፋል

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

Wounded man.jpg

(እዚዩ ተግባራቱ ባርባራዊ ስርዓት ጃንዳ ህግደፍ)

ነዚ ርእዩ ዝኣመነ ይእመን ዝኣበየ ይራሕራሓዮ

እዚ እንዳ ሰም ዔንጭፍራ ዘጣቐዔ ሓዊ ይብላዓዮ

ተቐባልነት የብለን ህግደፍ ምስ ወደቑ እንተ በለ እዝግዮ።

ህግድፋዊያን ዓይንኹም ክፈቱ

ኣይትመውሉ ንምሕድራ ሸፋቱ

እዚዩ ተግባራት ዑሱባቱ

ንኤረትራዊያን ብጠያይቱ

ገለ ዝደሓነት ሂወታ ሂወቱ

ኣሉ ከይትብሉ እዚ ስእሊ ተመልከቱ

ክንደይ ውን ተዛሕዚሑ ኣምዑቱ

ገለ ውን በዛብእ ተጎቲቱ

ሃየንታ ኣለዎ ክንዲ ጭፍራ ክትማጎቱ

ምኹናን እንተ ኣበኹም ንተግባራቱ

ጃንዳ ህግደፍ ዘይተርፎ ስዕረቱ

ኣብ ፍትሓዊ ኤረትራ ምሱኡ ትሕተቱ።

(ኣነሞ ኡይ ይብል ኣለኹ)

እንኩ ዘይፈልጥ ብጀካ ሃቡኒ

ጠላም ክነሱ ይብል ጠሊሞምኒ

ከዳዕ ክነሱ ይብል ከዲዖምኒ

ውግእ ጻሕቲሩ ይብል ወሪሮምኒ

ጸጊሙኒ እንተ ሃደምኩ ይርሽነኒ

ዑሱባቱ ኣድብዮም ይጸንሑኒ

ተቃውሞ እንተ ኣስማዕኩ ጸጊሙኒ

ብ.ልእላውነት ኣማሳሚሱ ይገንሓኒ

ምሕደራ ህግደፍ መሪሩኒ

ዓደይ ገዲፈ ሃጽ ከም ዝብል ገሮምኒ

ኣብ ስደት ውን ዋህዮታቱ ይህውጹኒ

ምስ ጸገመኒ

ወሲነ ክሃድኖም ከም ዘነኒ።

(ስለዚ)

ንስለያ ጃንዳ ጀሚረ ከሃድኖ

ንዓመጽ ዝኣምን ብዓመጽ ተእምኖ

ንስላያ ጃንዳ ንህደኖ ንህደኖ

ከላእ ትድነኖ

ከምቲ ዝደፈነና ንድፈኖ

ክሳብ ማዓስ ንግፍዔኛ ክንኣምኖ

ወዲ ሰብ ዶ ትም በል ተባሂሉ

ኣምላኽ ዝሃቦ ኣፉ ተዓጽዩ ይጭኖ

መንእሰይ ዶ ይእሰር ኣብ መካዚኖ

ንኢሰያስ ምስ ጭፍርኡ ቅልጽምና

ኣስሚርና ኲዒትና ንድፈኖ።

(ኣነሞ ኡይይብል ኣለኹ)

ንወዲ ሰብ ምስ መሮሮ

ንምልኪ ምስ ሳኣነ ክጾሮ

ኣብ ከተማታት ይጅምር እንባጋሮ

ይጅምር ውን በሎ ኣባርሮ

ኣዴታት በርበረ ክዓጥና ክሳብ ዝስርስሮ

ሹዑኡ ኣብ መቓብር ጃንዳ ይድሰቕ ኮቦሮ

ንኢሰያስ ኣሲርና ከም ንህቢ ንብርብሮ

ንበዓል ደምና ክሳብ ማዓስ ክንጾሮ

ከም ናይዝጊ ከየሞተ ይነግር እቲ ዝገበሮ

ኢደይ ኢድና ኢልና ዕምሩ ነሕጽሮ።

(ንበል ሓቢርና)

ያኣክል ናይ ህግደፍ ዕንደራ

ክሳብ ማዓስ ብሰብ ጹሩራ

ኣሕዋትና ክድፈራ

ዕስራ ዓመት ሰሚዕና ፈኸራ

ያኣክል ዘይዋዓልካዮ ጃህራ

ኣዋልደይ ሕበራ ሕበራ

ኣእጋር ጭፍራ ቀርሲምክን  ክተሕጽራ።

ሕነ ክትፈድያ ናይ በዓል ሰናይት

ዕምሮም ክሓጽሩ ማንኪ ክሻ ኣራዊት

እዚኦም ከይተደምሰሱ ኣይርከብን ቅሳነት

ንጥፍኣትና ዝኣልሙ ወጊሑ ክሳብ ዝጽክምት

ዕጠቑ ኤረትራዊ ኤረትራዊት

ኤረትራ ክትከውን ደሞክራስያዊት

ሓርነት ክነግስ ሃገርና ክትከውን ፍትሓዊት

ባይቶ ተኺልና ክንብል እዋሓስ ኣግብእ

ግዝኣተ ሕጊ ክነግስ ንኹሉ ዘማጉት።

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበ እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 42,916,775 وقت التحميل: 0.12 ثانية