Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
20/09/1445 (29 مارس 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝ&#462
أخبار

ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝሓርበቶ ህዝቢ

መበል 42  ክፋል

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ERITREA and it People.jpg

ገዛ ስመር ጠርናፊ ኩለን ቢሄራት

ንኤረትራዊያን ደቀባት

ንዘተ ትዕድም ንኹሎም ውድባት

ንናእሽቱ ንዓበይቲ ንምኩራት

ንምሁራት ትዕድም ንለባማት

ኣብ ገዛ ስመርርር ብተባዓት

ተጋሊጾም ከዳዓት ጠላማት…

ነበልባል ህዝባዊ ባርዕ ኣብ ፓልቶክ

ንጃንዳ ህግደፍ ኣቢልዎም ተኸኽ

መግዛእቲ ጭፍራ ቀሪቡ ክብተኽ

ኣባ ሕንጅብብጅብ ምስ ኮራኹሩ

እቶም ንህዝብና ካብ ሃገሩ ዘባረሩ

ኢሰያስ ምስ ሓሻኽሩ ክባረሩ

ቀሪብና ኢና ክነሕጽሪ ዕምሩ…

ዕባልይ ኣባሽውል ናይ ሳሕል ሸጣን

ኣረክቦ ናይ ህዝቢዩ እቲ ስልጣን

ህዝቢ ክድሕን ካብ ምብትታን

ካብ 2012 ክትሓልፍ ኣይኮንካን

ከም ደቂ ዕስራ ክትጉትን ኣይትፈትን

ንህዝቢ ዝበደለ ኣይረክብን መድሕን

ምስ ጭፍራኻ ውረድ ኢሰያስ ጋኒን…

ደጊም ቦታ የብልኹምን ህግደፍ ፍንፉናት

ቀሪቡዩ ህዝብና ክወጽእ ካብ ጸልማት

ክድምደም ዩ መግዛእቲ ጠላማት

ባርነት ተቐንጢጡ ክነግስ ሓርነት…

ኣውያት ሰማእታትና መልእኽቱ ኣብጺሑ

ህዝቢ ብዓውታ ድምጺ ውጹዓት ኣቃሊሑ

ሰሚሩ የድምጽ ኣሎ ኡሱራት ካብ ሞቑሕ ክፍትሑ

ሕርነት ከስተማቑሩ እቶም ብሂወቶም ዝጸንሑ…

ቪቫ ቪቫ  ስመር ገዛና

ገዛ ስመር ናይ ሽሓ ኮይና

ሕቖኦም ተሰሮም ጸላእትና

ኣርዒድዎም ስምረትና ጥርናፈና

ንህግደፍ መሰልቶምን ጸሪግና

ተበጊስና ኣሎና ንሃገርና

ኣብ ርእሲ ከተማ ኣስመራ የራኽበና…

ባሊጃኹም ጥቕልሉ ክሻ ማንኪ

ደጊም የሎን ብኣኹም ዝበኪ

ሕልምኹም ክበንንዩ ከም ትኪ

ተደምዲሙ ዩ ግዝኣተ ምልኪ…

ስመር እዩ ዝባሃል ዘሎ

ብሓባር ኮይኑ ንሃገር ንቕሎ

ህግደፋዊያን ገዛኹም ዕጸዉ ይባሃል ኣሎ

ህዝብና ብኣኹም ዝተሳቐዮ የኣኽሎ…

ገዛ ስመር ንደለይቲ ፍትሒ ይዕድም

የሎን ካብ ምፍልላይ ዝሓስም

ብሓባር ክትዝቲ እዩ ጥዑም

ህግደፍ ዓይኖም ዔሩ ኢሎም ግስም…

ገዛ ስመር ጠጢዓ

ክንዲ ህዝቢ ዉሑዶ ነቢዓ

ክንዲ ቶም ኡሱራት ናይ ዊዓ

ዒራ ዒሮ ጀጋኑ በሊዓ

ገዛ ስመር ውሑዶ ተጣሪዓ

ኣውያት ህዝቢ ንዓለም ኣስሚዓ…

ኣብ ውሽጢ ዓመት ዝኹሉ ምዕባለ

ስርዓት ህግደፍ ንቅነቅ ኢሉ እነሆለ

ህዝብና ኣብ መቓብሩ ክብል ተሓንበለ

ንዓዱ ክምለስ እቲ ዝተፈናቐለ

ኣብ ገዛ ስመር ንጠርነፍ ጸላኢና ይፋላለ…

ገዛ ስመር ንገዛ ህግደፍ ኣፍሪሳቶ

ነበረ ነበረ ክኸውን ቁሩብ ተሪፋቶ

ኣብ 2012 ክፍታሕዩ ናይ ሕርነትና ሕቶ

ስመርርር ንስመርር ዓቢ ንእዝቶ

ወይልኡ ብማዕዶ ዝጥምት ኣብ እዋን እቶ እቶ…

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 42,912,748 وقت التحميل: 0.22 ثانية