Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
11/10/1445 (19 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ሳልሳይ ጉባኤ ፈ.ደ.ም.ኤ ስክርታርያ&#4
أخبار

ሳልሳይ ጉባኤ ፈ.ደ.ም.ኤ ስክርታርያኡ ብምምራጽ ስርሓት ጅሚሩ፡

ካብ ኣድራሽ ስቲት - ሑመራ፡

Fedralia Jul 012 AA.jpg

ብኣሳናዳኢት ሽማግለ ዝቅረብ ሓሳብ ስከርታርያ ጉባኤ ካብ 11 ሰብን 2ተ ደቂ ኣንስተዩ ዝርክቡዎምን ድሕሪ ምጽዳቅን ምምራጽን ብዕለት 02/07/2012 ስርሓቱ ብውግዒ ጅሚሩ።

Fedralia Jul 012 BB.jpg

Fedralia Jul 012 CC.jpg

Fedralia Jul 012 DD.jpg

በዚ መስረት ኣባላት ስክርታርያ ሓደ ኣኼባ ብምክያድ ንብጻይ/ ኪሊፍ ሓማድ ኣቦ መንብር ብምምራጽ ኣባልታ ኣብ ኣርባዕቲኡ ሽማግለታት ዕዩ ብምክፊፋል ኣኼባታት ዝምርሓሉ ምምርሕን ስለደ ጊዜ ስርሓት ማለት ናይ ንግሆን ቅትርን ለይትን ብምስራዕ ኣባልነት ጉባኤን ምልእተ ቁጽሪን ድሕሪ ምርግጋጽ ጉባኤ ስራሓቱ ኣብ መጀማር ኣቲዩ።

ብምቅጻል ቅድም ኢሉ ንክትዕ ናብ ጨናፍር ቅሪቡ ዘንበረ ነድፊ ሰንድ ሕጊ ህንጻ ንኣባላት ጉባኤ ብምዕዳል ካብ ንግሆ ክሳብ ፍርቂ ለይቲ ዝውስደ ዓሚቕን ሃናጽን ምምይያጥን ክተዓትን እርማት ድሕሪ ምግባሮም ብምሉእ ድምጺ ኣጽዲቁዎ።

ኣሳናዳኢት ሽማግለ ኣቦ መንበር ውኽካ ካብ ዞም ዝስዕቡ ሰባት ይቋመ፡-

መሓመድ ኣሕምድ ሑሴንን መሓመድ ዮሲፍ ውይሪሕን ምክተላት ኣቦ መንበር፡ ኣሚር መሓመድ ኑርንን ጻብራ እስማዒልን ጽሓፍቲ ብቋንቋ ዓረብኛ፡ ሓሰን መሓመድ እድሪስን ተኽሊያ ተደሰን ጽሓፍቲ ብቋንቋ ትግርኛ፡ እስማዒል ስዒድ ሓድጋይን ዓውድያ ዓሊ ኣብ ዜና፡ ሓሚድ ሳሊሕ እድሪስ ኣብ ኣግልግሎት፡ መሓሙድ ዓብድላ ኣብ ውደባ'ዩም።

ጉባኤ ኣብ መሰልሳል ስርሓት ካልኣይ መዓልቲ እናህልወ ካብ ተጋ/ ኣሕምድ ኢብራሂም (ስክረተይር) ኣቦ መንብር ማእከላይ ሽማግለ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ናይ ስልኪ ዮሃና ብምምሕላፍ ጉባኤ ብዓወት ክዛዝምን ኣገዳስቲ ወሳኒታት ብምጨባጥ ፈ.ደ.ም.ኤ ኣብ ዝክያድ ዘሎ መድረኻዊ ቃልሲ ልዑል ተራኡ ክርጋግጽ ትምኒቱ ግሊጹ። በተውሳኺ ጉባኤ ኣብ ሳልሳይ መዓልቲኡ ንንድፊ ፖለቲካዊ መደብ ዕዩ ክምያይጥ'ዩ።

ሸማግለ ዜና ሰከርታርያ

3ይ ጉባኤ ፈደራልዊ ደሞክራስያ ምንቅስቓስ ኤርትራ

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,270,648 وقت التحميل: 0.21 ثانية