Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
12/10/1445 (20 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ሰልፊ ናህዳ ኤ&#46
أخبار

ERITREA NAHADA PARTY.jpg

ዕዉት ህዝባዊ ኣኼባ ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ

ኣብ በርሚንጋሃም!

Nour Adem.jpg

ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ኢንጂንር ኑር ኢድሪስ ምስ ዝተፈላለዩ ኣባላት ተቃወምቲ ሓይልታትን ኣባላት ቤርጌሳውያን ማሕበራት ከምኡውን ኤርትራውያን ፈተው ሰላምን ደለይቲ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ብሓሙስ ምሸት 12 ሓምለ ሰፊሕ ኣኼባ ኣካይዱ።

ሓዉ ኑር ዕድመ ኣኽቢሮም ንዝመጹ ኣኼበኛታት ምስጋና ድሕሪ ምቕራብ፡ ህልው ኩነታት ሃገርናን ደምበ ተቃውሞ ኤርትራን ከመይ ከም ዝመስል ኣብሪሁ።

ኣብ መደረኡ፡ ህዝቢ ኤርትራ መሪርን ነዊሕን ቃልሲ ኣካይዱ ክነሱ እንደገና ንምግላጹ ዘሸግር ሓሳርን መከራን የሕልፍ ከም ዘሎን መንእሰያትና ድማ ነቲ ብባዕዳዊ መግዛእቲ ዝበረሰ ሃገርና ኣብ ክንዲ ንዳግም ህንጻ ዝዋፈሩ ኣብ መጨረሽታ ዘይብሉ ግዱድ ዕስክርና ወርቃዊ ዕድመኦም የብልይዎ ከም ዘለዉን ሓቢሩ።

ኣተሓሒዙ፡ ሎሚ ህዝብ ኤርትራ በሙሉኡ ኣብ ዓቢ እስሪ ቤት ከም ዘሎ ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ ኮይኑ፡ ካብዚ ገሃነም ከምልጡ መንእሰያትና ኣደዳ ሲናይን ግዳይ ሸቃጦ ኣካላትን ኮይኖም ይርከቡ። ምኽንያት ናይዚ ኩሉ ሕሰምን መከራን ድማ ጉጅለ ሸፈቱ ህግደፍን ተዳናገጽቱን ከም ሙዃኖም ሎሚ ንኹሉ ህዝቢ ኤርትራ ብሩህ ኮይኑ ኣሎ።

እቲ ሕሰም ናይ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጥርዙ በጺሕሉ ዘሎ እዋን ደምበ ተቓውሞ ሓይሉ ጠርኒፉ ኣብ ርእሱ ተሞርኪሱ ክቃለስ ብዘይምኽኣሉ ዕድመ ናይዚ ስርዓት ክናዋሕ ክኢሉ ክብል ሓው ኑር መደራኡ ቀጺሉ።  ሕጂውን ህዝቢ ኤርትራ ካብዚ ሰይጣናዊ ስርዓት ክጋላገል እንተኾይኑ ኣብ ትሕቲ ጽላል ባይቶ ኮይኑ ኣብ ኩሉ መዳያት ሱታፌኡ ከርእን ከምኡውን ንዋታውን ቁጠባውን ድጋፉ ከበርክት ናይ ነፍሲ ወከፍ ፈታው ሰላምን ደላይ ዲሞክራሲያዊ ለውጥን ሓላፍነት እዩ ክብል ደጊሙ ደጋጊሙ ሓው ኑር ኣዘኻኺሩ።

ኣብ መጨረሽታ ካብ አኼበኛታት ዝሕተት ዝነበረ ሕቶታት ድሕሪ ምምላስ ኣኼባ ብዓወት ተዛዚሙ። ኣቦ ወንበር ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ ንሰንበት 15 ሓምለ ተመሳሳሊ ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ሎንደን ከካይድ ሙዃኑ በዚ ኣጋጣም ንሕብር።

ሰልፊ ናህዳ ኤርትራ

12.07.2012

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,307,857 وقت التحميل: 0.19 ثانية