Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
12/10/1445 (20 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝ&#462
أخبار

ነጻነቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓርነት ዝሓርበቶ ህዝቢ

መበል 55 ክፋል

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ተላዒሎም እዮም ደቂ ኤረይ

ንለውጢ ዓቢ ምስ ንእሽቶይ//

ሳዓብቲ ንዘርኢ ክርዳድ

ምስ ከዳዕ ገድፍዎ ምኹዳድ

ዶስ ምስኡ ይሕሸኩም ምንዳድ//

ሳዓብቲ ህግደፍ በዓል ዕንሹ

ህግደፍ ብገንዘብኩም ይገሹ

ሃብቲ ደሊቦም ይጣየሹ

ጀነራላት ህግደፍ እኒ ውጩ

ንእንቢ ዝበሉ መናእሰይ

ብጥይት እንዳ ረሽረሹ//

ህግደፍ እንቢ ንዲክታቶር በሉ

ካብ ምግምጣል ወጊሑ ጸቢሑ

ሕጂ ሓንጎልኩም ኣስርሑ

ጅባ ጀነራላት ካብ ተስብሑ//

ኣቱም ህግደፋዊታን

ምስጢር ንሕናን ዕላማን

ይግባእ ክትፈጡ

ንኤረትራ ህዝባ ኣጽኒቶም

መሬታ ክሸጡ ክልውጡ//

ኢሰያስ ዝመራሒኦም

እኒ ፍሊጶስ ውጩ

ምስ ተኣሰርኩም ትውጭጩ

ብድሕረኹም ህዝቢ ሓሪሱ

 ይበልዕ ቅጩኡ ቀጭቅጩ//

ናይ ብርሃነ መግለጽ ሰሚዔ

ጉድዩ ጉድ ደም ነቢዔ

እዚ እንዳ ሰምዔ

ምስ ሽፋት ዝሳዕሰዔ

ኣይብቑሊ ኣይፍረ ክብሉ ሰሚዔ//

ሳዓብቲ ጭፍራ እኒ ከዳዕ

ሎሚ ወስኑ ጽባሕ ካብ ምንባዕ//

ዘገርም እዩ ዘገርም

ሕሉፍ ሓሊፍዎም

ይውድሱ ንሰብ ደሞም//

 ግን ኣለዋና ኣለዉና

ደቂ ኤረይ ወረስቲ ሕድሪ

ንጭፍራ መክቶም ብግብሪ

ኣብ ጊሰን ኣሰንቢድዎም

ናትኪ ናትካ ነድሪ

ክይደቀሱ ባህሪሮም ብቀትሪ//

ጀጋኑ ሱዊስ

ኣብ ጎደናታት ጊሰን ምስ

በልኩም መሰስ

ንህግደፍ እኒ መፍለስ

ብስምባደ ኢሎም ቀዘዝ ፈዘዝ//

ኣቱም ስነጥበባዊያን ሃገርና ግና

ካብ ዘይሰማዕኩም ጻዊዒትና

እንተ ንሕና ግና

ንፍትሒ ዝዝይሙ ሰነጥበባዊያን ኣሎውና

ከም ተዛረብ ሓርማዝ ተረተር ጽልማ

ዝወረሱ ናይ የማነ ናይ ኣተወብርሃን  ዕላማ

ኣውያት ህዝቢ ዝገልጹ ብሓርበኛዊ ዜማ

ቦታ የለን ንማንኪ ንክሻ

ተላዒሉዩ ወዲ ኤረይ ጥሕሻ

ናይ ዋናታቱ ዩ ወርቂ ብሻ

ጸረ ጭፍራ ናይ ቦዶ ሰዓት

ይጽበሎ ሃገራዊ ማለሻ//

ደጊም

ሃገር ኣይትጸውርን ንጠላማት

ንምስለነታት ከዳዓት

ናይ ሓደ ሰብ ዑሱባት

ዘጣቕዑ ምስ ንነጻነት

ዝቐየሩ ናብ ብርነት…

ጎበዝ ተሻሞ ተሻሞ

ተረፍ ደርጊ ንኣዳም ገረሞ

ኣብኡ ኣለዉ እኒ ወዲ ዘሞ

ንወይጦ ህግደፍ ክንጭልግሞ

ንህዝብና ክጥእሞ

ንዳሎ ቲ ቃልሲ ክንድምድሞ

ደጊም ዘበት ዩ ዘበት

ብጃንዳ የሎን ዝዕመት

ቀሪቡዩ ናይ ሓርንርት ሳዓት

ጸልማት ተቐንጢጡ ክንዕወት//

ብኽሉ መኣዝናት ንስቶኮሎም

እንዳ በልና ስመር ስመር

ንበል ወረር ወረር  

 ህግደፍ ሞራሎም ክስበር

ደቂስካ ዘለኻ ተባራበር

ደላይ ለውጢ ሕጂ ሕበር

መግዛእቲ ጭፍራ ሑቑኡ ክስበር

ስመር ናብ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ማሕበር…

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,299,499 وقت التحميل: 0.23 ثانية