Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
17/10/1445 (25 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
አገዳሲ ህዝባዊ ሓቤረታ …! ዘተ ምሰ ኣ&
أخبار

ERITREA ETU QMENISEY PALTALK 2010.jpg

አገዳሲ ህዝባዊ ሓቤረታ …! ዘተ ምሰ ኣባላት ሽማግለ ዜናን ሓቤረታን ኤርትራዊ ኮምሽን ንምድላው ሃገራዊ ጉባኤ።

ዝኸበርኩምን/ዝኸበርክንን ደቂ ሃገር ..፤ ብቀዳምነት ልዑልን ምዉቕን ሃገራዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም/ክን።

እንሆ ሕጂ እውን ብቐጻልነት፡ ን-ቀዳም ዕለት 04.12.2010 ዓ.ም.ፈ፡ መንእሰይ ዳንኤል ተወልደ፡ ኣቦ መንበር ሽማግለ ዜናን ሓበረታን፡ ከምኡ’ውን ኩሎም ኣባላት ሽማግለ ዜናን ሓቤረታን ኤርትራዊ ኮምሽን፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሓን (Paltalk)፡ ኣጋይሽ (“Eritrea Etuq Meni’esey Eritrea niDemokrasin Fithin“) ኮይኖም ከምስዩ ታዓዲሞም ኣለዉ።

ክቡራትን ክቡራንን፡ ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር፡ ከም ዝፍለጥ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ተመስሪቱ’ስ 4 ሽማግለታት ኣቔሙ እንሆ ስርሑ የሰላስል ኣሎ። ሽማግለ ዜናን ሓበሬታን ሓንቲ ኣካል ናይ ኮምሽን ኮይና፡ 10 ኮምሽነራት ኣባላት ካኣ ኣለውዋ። ሽምግለ ዜናን ሓበሬታን ኣብ 5 ዞባታት ክፍለ ዓለም፡ ማለት ኣብ (ኣውሮጳ፣ ሰሜን ኣሜሪካ፣ ኣውስትራልያ፣ ማእከላይ ምብራቅ፣ ኣፍሪቃ) ተወዲባ ትሰርሕ ኣላ።

እዞም ብድልየትን ብወለንታን 10 ኣባላት ሽማግለ ዜናን ሓበሬታን ናይ ኮምሽን፡ ነቲ ድሕሪ ዓመት ክትግበር ኣብ መደብ ዘሎ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ንምድላው ንምዕዋትን ምስ ህዝቢ ዝሰርሑ ዘለዉ፡ ኣብዚ Paltalk መጺኦም ምስ ህዝቢ ክዛተዩ ተዳልዮም ኣለዉ። ምስ ህዝቢ ክዛተዩለን ኣብ መደብ ሰሪዖመን ዘለዉ ነጥብታት ካኣ ከምዚ ኣብ ታሕቲ ተጠቂሰን ዘለዎ እየን።

1       ሌላ ምስ ኩሎም ኣባላት ሽማግለ ዜናን ሓቤረታን ናይ ኮምሽን ኤርትራዊ ጉባኤ ንደምክራሲያዊ ለውጢ

2      ንጥፈታትን ዕማም ሽማግለ ዜናን ሓቤረታን

3      ንጥፈታት ናይ ኮምሽን ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ከመይ ይኸይድ ኣሎ .?

4      ናይ መጻኢ መደባት ናይ ኮምሽን ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራሲያዊ ለውጢ ከመይ ይመስል ..?

5      መደብ ሕቶን መልስን ከምኡ’ውን ርእይቶታት ምቅራብ።

ስለዚ፡ ክቡራትን ክቡራንን፡ ኣሕዋትን ኣሓትን ደቂ ሃገር፡ ከምዚ ዝኣመሰለ፡ ብጣዕሚ እዋናዊን ኣገዳስን ዝኾነ፡ ምዕባሌ ተቓውሞ ደንበ ዘንጻባርቕ፣ ዛዕባ፡ ዘተ ምስ ኣባላት ሽማግለ ዜናን ሓቤረታን ናይ ኮምሽን ከይሓልፈኩም/ክን፡ ተኻፈልቲ ናይዚ ምሽት ፖለቲካዊ ዘተ’ዚ ኮይንኩም/ክን ምሳና ክተምስዩ፡ ብኽብሪ ንዕድም። እዚ „Chat-Room“ ዝኽፈተሉ ግዜ፡ ብናይ በርሊን ኣቖጻጽራ፡ ሳዓት 20፡00 pm. ክኸውን እንከሎ፡ ዘተ ምስ ኣጋይሽ ዝጅምረሉ ግዜ ካኣ፡ ሳዓት 21፡00 እዩ።

 ብዳሓን ምጽኡ/ኣ ...!!!

ካብ ግዱሳት ኤርትራውያን፤ ንለውጢ፡ ፍትሕን ደሞክራሲን ክነግስ ኣብ ኤርትራ እንማያየጥን እንዛተን ደቂ ሃገር።

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,409,915 وقت التحميل: 0.23 ثانية