Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
12/10/1445 (20 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
179 ስደተኛታት ኤርትራውያን ናብ ሕ.መ.&
أخبار

179 ስደተኛታት ኤርትራውያን ናብ ሕ.መ.ኣሜሪካ ተፋኒዮም 

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከባ መደብር ስደተኛታት ተዓቚቦም ካብ ዘለው ኤርትራውያን  ብ3 ታሕሳስ 2010, 179 ናብ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ከም ዝተፋነው ነቲ ናይ ኣፈናንዋ ስነ-ስርዓት ዝተኸታተሉ ጋዜጠኛታት ኤርትራዊ ደሞክራሲያዊ ኪዳን ሓቢሮም። ነዞም ኤርትራውያን ስደተኛታት ዘፋነው ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ምምሕዳር ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስትን ሓላፊ ፕሮትክሽንን ሕግን ኣቶ እስቲፋኖስ ገብረመድህን ኣብቲ ኣጋጣሚ ከም ዝገለጽዎ፡ እቲ መስርሕ ካብ ዝጅመር ካብ 2006 ንነጀው 5,822 ኤርትራውያን ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ከም ዝኸዱ ሓቢሮም። ንሶም ምስዚ ኣተሓሒዞም ኣብ ዓመተ 2010, 3100 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ዝተፈላለያ ሃገራት ናይ ምልኣኽ መደብ ከም ዝነበረን ክሳብ ሕጂ ድማ 2,786 ከም ዝተላእኩን እዚ ናይቲ ተታሒዙ ዝነበረ ትልሚ 90% ምዃኑ ገሊጾም። 

ኣቶ እስቲፋኖስ ገብረመድህን ከም ዝገለጽዎ ብዘይካቲ ኣብቲ መደበር ስደተኛታት ዝግበረሎም ሕውነታውን ሰብኣውን ኣቀባላ ኣብዚ እዋንዚ 294 ኤርትራውያን ኣብ ዝተፈላለዩ ዩኒቨርሲታት ኢትዮጵያ ይመሃሩ ከም ዘለውን ኣብ ሳማራ ዩኒቨርሲቲ ተወስኸቲ 62 ስደተኛታት ተመሃሮ ናይ ምስትምሃር መደብ ወጺኡ ከም ዘሎን ገሊጾም። ኣብ መወዳእታ ኣቶ እስቲፋኖስ ከም ዝጠቐስዎ ኣብዚ እዋንዚ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከባ 5 መደበራት ስደተኛታት 53, 767 ኤርትራውያን ተዓቊቦም ኣለዉ። ኣብዚ እዋንዚ ኣብ መዓልቲ ካብኣቶም 40% ወተሃደራት ዝኾኑ 2,000 ኤርትራውያን ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ ምህላዎም’ውን እቶም ሓላፊ ፕሮተክሽንን ሕግን ኣተሓሒዞም ሓቢሮም። 

ቤት ጽሕፈት ዜናን ፕሮፖጋንዳን

ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን

 

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,297,069 وقت التحميل: 0.28 ثانية