Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
11/10/1445 (19 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ትቃራረብ ኣላ እታ ናይ ቅርዓት ሳዓ&#47
أخبار

ትቃራረብ ኣላ እታ ናይ ቅርዓት ሳዓት

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ትቃራረብ ኣላ እታ ናይ ቅርዓት ሳዓት

ትዕደሙ ኣለኹም ብሰብ ጽንዓት

ክንዲ ህዝቢ ክነእዊ ብትብዓት

ሓቢርና ክንወጽእ ኣብ ቅርዓት

ኣብ ህግደፍ ኣይተሕድሩ እምነት።

ከም ጠቢብ ዝጅምር ብፈተውቱ

ኣይገደፈን ንመቓልስቱ

ንሳላሳ ዓመታት ምሱኡ ዝመከቱ

ከይተገምጠለኩም ንምሸቱ

ያኣክል ኢልኩም ሕጂ መክቱ።

ንሕናን ንስኻትኩምን ኢና መታርስቲ

ደቂ ሕንቲ ሩባ ደቂ ሕንቲ ርስቲ

ንዘክር ሕድሪ ቀያሕቲ ጸላምቲ

ንመክቶ ከየጽነተና ኮሎ በብሓንቲ።

ኤረትራዊት ኣደ ንህግደፍ መክቲ

ንፍራንክፎርት ንበገስ ቖልዓ ሰበይቲ።

ሕጂ እዋኑ ኣብ ጽርጊያ ምምራሽ

ክነገልጾ ነቲ ጠላም ፋሽሽታዊ ቀሻሽ

ኣብኡ ክምለስ ናባና ዘቕኖዖ ረሻሽ

ንጃንዳ ህግደፍ ጉሒፍና

ክንእከብ ኣብ ሓደ ኣዳራሽ።

ሰብኣዊ መሰል ኣብ ኤረትራ ክሕሎ

ክነጋልጾ ነቲ ብጅምላ ዘጥፋኣና ዘሎ

ያኣክል ተጸጊዕካ ምዕዛብ ባኣንጎሎ

ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ፍራንክፎርት ተዳሊዩሎ።

ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ጀርመን ነጋልጾም

ኣብ ጽርግያ ፍራንክፎርት ንመክቶም

ንህግደፍ ምስ ሳዓብቶም ያኣክል ንበሎም

ስለ.ቲ ህዝቢ የእዊዩ ክቀስን ሓንጎልኩም።

ኣለና ኣውጺእዎ እቲ ዝፈልጦ

ዓንቃፊ ቃልሲ ህዝቢ ይፍለጦ

መዝገቡ ይገለጽ ያኣልል ዕበጦ

ክንደይ ጅግና ብቓጻ ሳሕል ዝይዋሓጦ።

ሽፍትነት ጭፍራ ኢሰያስ ኣንቢብኩምዶ

ሙሁር ሓረስታይ ሸቃላይ ብቓጻ ዝወረዶ

ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ሜዳ  ረኺቦም ጋዶ

ደቂ ኤረይ ሕጂ ኸ ተረዲኡኩም ዶ።

ንናጻነት ዝወፈሩ ቢኢድ ኢሰያስ ጠፊኦም

ሕነ ክንፈዲ ኣብ ኢድ ህዝቢ የውድቆም

ኣለና ተሪፉ ንጀጋኑና ክነግር ታሪኾም

ኣንቢብካ ንጭፍራ ኢሰያስ ቅበጾም

ኣብ ቅዋማዊት ኤረትራ ክረኽቡ ፍርዶም።

ህዝቢ ሰኪሑ ጥልመት በዚሑ

ስሰዔ በዚሑ ኩሉ ከብዲ ኣግፊሑ

ገለ ፈሪሑ ንህግደፍ ይህብ ሰሪሑ

ኤረትራዊ የ ክብል ኣብ ዝጸንሔ ጸኒሑ።

ቅበጹ ምስጢር ካብ ወጸ

ጉዶም ካብ ወጹ እኒ ዑንኩራይ ጻጸ

መን ኣሎ ብፋሽሽዊ ኢሰያስ ዘይተቐርጸ

ከብቅዕ ናይ ህግደፋዊያ መርዓ ምስ ሕጸ

ሎሚ ቀቢጹ ንህዝቢ ከእዊ ደገ ዝይወጸ

ንህግደፍ ዘይቀበጸ ጽባሕ ብዝይ ማይ ይላጸ።

ዓወት ነቲ ደም ዝነብ ዕዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,270,200 وقت التحميل: 0.21 ثانية