Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
17/10/1445 (25 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ካብ ንህቢ ዘይብሉ ቆፎ ማዓር ክበል&#48
أخبار

ካብ ንህቢ ዘይብሉ ቆፎ ማዓር ክበልዑ ዝብርብሩ

ሕድሪ ሰማእታትና ኩቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ወልድኣብ ዓርከይ ጸባ ስተ ጸባ ኣስቲኻኒ።

እዞም ናይ ፖሎቲካ ንዱያት ጀሚሮም ንተቓለስቲ ክቀቡኡ ጾሎሎ።

እሞ እዝስ ኣየብልንዶ ባዶ እተደመሮ ባዶ ባዶ።

ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤረትራ፡

ስለምንታይ ክንዚ ትግዕሩ

ብዝነጸግክምዎ ዋዕላ ትምድሩ

ኣምሲልኩም ኣስማትና ትነግሩ

እዚኦም እዮም ናዓኹም ዝጻረሩ

ነቲ ፍንፉን ስርዓት ትሕብሩ።

ከም ከልቢ ነኺሱ ዝነብሕ

ነብሱ ነጺሉ ዘረባ ዘብዝሕ

እንታይ ክንብሎ ዓሻዶ ጎራሕ

ናተይ ኢሉ ሒዝዎ ሕማቕ ስራሕ

ስርዓት ኣይእለን ብዘረባ ጥራሕ።

ሓቀኛታት ክትመስሉ ካብ ፈተንኩም

ህዝቢ ይፍለጦ ሑሉፍ ታሪኽኩም

ዝዓመረ ቃልሲ ከም ዝበተንኩም

ብዋዕላ ክትዋራዘዩ ማዓስ የምሕረልኩም።

ኣንጊህና ንኢሰያስ ከይንምክቶ

ሕልሚ ህዝቢ ገርክምዎ ንኾንቶ

ንአባል መሪሕነትካ ግዳ ዘይታሓቶ

ምግምጣል ገዲፍካ ከም ነፋሒቶ

ሰውራዊ ባይቶ ነበር ሓቂ ፍቶ

ተማራመር ከይትተርፍ ኮንቶ።

ብ፡91.ካስል ኣብ ኣዳራሽ መሰ ሃለ

ብረትና ንቑልቁል ደፊእና ምስ በለ

ተስፋ ኣቑሪጹ ህዝቢ ናብ ህግደፍ ዘዕሰለ

ሹዑ ጉሒላ ሳሕል ብታሕጓስ ዘለለ።

ድሕሪ እዚ መንደላይ ተመን አባጎየ

ብ1992.ንሰራዊ ሓርነት ምስ ኣድመየ

ንወዲ ባሻይ ምስ ብጻዩ ምስ ዝጨወየ

ሕቶ ህዝባዊ ሰራዊት ክጥምዝዝ ተጓየየ

ብ94.ጀጋኑ ስንኩላን ኩናት ምስ ኣድመየ

ሹዑ በለ ብውድባት የሎን ሓሸውየ።

ተቓዉሞና ሓያል እንተ ዝኸውንዶ

ህዝቢ ሎሚ ብህግደፍ ምረኸበ ጋዶ

ምንቅስቃስ ናይ.93 ምፈሸለዶ

ጃንዳ ሸፋቱ ሕጂ መሽካዕለለዶ

ንዋዕላ ነጺግኩም ኣይኣኽለኩምንዶ

ሕጂ ኻኣ ንጉባኤ ህዝቢ ባዕሉ ይፍረዶ

ምስ ህግደፍ ዕርቂ ዝጽበ ክተርፍ ባዶ።

ክንዲ ህዝቢ ዝጥርንፉ ይፈላልዩ

ጀጋኑ ካኣ አብ ማእሰርቲ ይበለዩ

ሕልሚ ስልጣን ኣባኹም ተራእዩ

ኣጸሊሞም ብህግደፍ ዕድመ ዝጽበዩ።

ድሕሪ ዋዕላ ሲኢንኩም ትብልዎ

ንዋዕላ ንምጽላም ኣሎዶ ዘይበልኩምዎ

ንደላይ ለውጢ ካብ ህግደፍ ገዲድኩምዎ  

ግዱሳት ካብ ውሽጢ ሃገር እትብልዎ

ኣብ ንሕርነት ኦርግ ትሰቕልዎ

ናይ ፈጠራ ጹሑፍ ንመን ክተዳናግርዎ

ኣለና ማዕዳ ናትኩም ማዓስ ኣድሊይዎ።

ንኣሰና ውን ኣይተጸልምዎ

ስራሕ ጋዘጠኛ ንሱ እዩ ፍለጥዎ

ዘይ ካብ መልሓስኩም ዝወጸ ጺሒፍዎ

ከምዚ ሓበረታ እዩ ንህዝቢ ነሩ ጎዲልዎ

ጃንዳ ህግደፍ ናዓመታት ዘዳናገርዎ

ስዉር ኣጀንዳኹም ሕጅስ ኩሉ ፈሊጥዎ

ካብዚ ዝኸፍእ ፍሽለት ኣሎዶትብልዎ

ነዚስ ይርዳእካ ምባል እኳ ቀሊልዎ።

ውልቀ ሰብ ምእማን ኣይግድን

ሱር ነቀል ለውጢ ዘይኣምን

ኣይከውንን ናይ ህዝቢ መድሕን።

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለ

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,437,113 وقت التحميل: 0.06 ثانية