ኣብ ከተማ ኡሉም ዑወት ህዝባዊ ኣኸባ ተኻይዱ
ብጉዳይ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብዝምልከት ምስ ወከልቲ ኮሚይን ካብ ኡሉም ከባቢኣን ዝታኣከቡ ኤረትራዊያን ዑውት
ህዝባዊ ኣኸባ ብ30.1.211 ተኻይዱ እቲ ኣኸባ ኣተኵሩ ዝተማያየጠሎም ጉዳያት ውጽኢት ዋዕላን መደባት መጻኢ ሃገራዊ ጉባኤን
ምስ ኑኡስ ሽማግሉ ሽቱትጋርድን ከባቢኣን ኣዕሚቑ ተዛትዩ ንዝቐረቡ ሕቶታት ድማ ብወከልትን ብተሳተፍተፍትን ኣኸባን መብርሂ
ተዋሂቡ።ኣብ መጨረሻ ንኸባቢና ወኪላ መጻኢ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ምስ ኩሎም ድሕነት ህዝብን ሃገርን ዘገድሶም ኤረትራዊያን
እትማያየጥ 5.ዝኣባላታ ሽማግለ ተመሪጻ ድሕሪ ናይ 5.ሳዓት ዘወሰደ ግዘ ድማ ኣኸባ ብሰላምን ብዝኽሪ ሰማእታትን ተደምዲሙ።
ኑኡስ ሽማግለ ኡሉምን ከባቢኣን
ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤረትራ
ዓወት ንሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና
ስዕረትን ሕፍረትን ንስርዓት ንጃንዳ ህግደፍ
0.1.2.211
|