Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
12/10/1445 (20 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ብክፍሊ ዜናን ባህልን ሰልፊ ዲሞክ&#465
أخبار

Er ro for St and Un Opp 2011.jpg

ብክፍሊ ዜናን ባህልን ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ሽድሽተ ተቃለስቲ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራዉያን፡ ተፈጺሙ ዘሎ ናይ ብሕታዉነት መሰል ምግሃስ ገበን ኣጥቢቅና ንኩንን።

ንሕና ኤርትራውያን፡ ኣባላት ናይ ዝተፈላለያ ውድባት/ሰልፍታት፤ በርገሳዊ ማሕበራት፤ ብውልቀ ተቓወምቲን ኣባላት ናይ

 ኣዳራሽ ኤርትራዉያን ንሓያልን ንሕብረትን ተቓዉሞ ደንበ “ Eritrean room for strong and united opposition” እቲ

 ብክፍሊ ዜናን ባህልን ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብቲ ዕላዊ ልሳኑ ሓርነት ዶት ኦርግ (www.harnnet.org)

ብዕለት 18 ጥሪ 2011“ ተሳትፎ ፖለቲካዊ ውድባት፡ በርጌሳዊ ማሕበራትን ህዝብን ኣብ ዋዕላ ከመይ ነይሩ?

(2ይን ዝተኣረመን)” ኣብ ዝብል ጽሕፉ ነቲ ናይ ዓለም ለካዊ ኣድማሳዊ መሰል ደቂሰባት ዓቀጽ 10 ናይ

ብሕታዉነት መሰል ብምገሃስ ኣብ ልዕሊ ሽድሽ ተቃለስቲ ደቂ ኣንስትዮ ፈጺምዎ ዘሎ ገበን ኣጥቢቅና ንኩንን።

ምፍርራሕን ራዕዲን መሳርሒ ናይ ዉልቀ መለኽቲን ባዕደ-ሽበራዉያንን ድኣ እምበር፡ ናይ ንፍትሒ፣

 ሓርነትን ደሞክራሲን ዝቃልሱ ስለዘይኮነ ብቕጽበት ጠጠዉ ከብልዎ ንምሕጸን።

ነዚ ኣብ ልዕሌኤን ተፈጺሙ ዘሎ ናይ ብሕታዉነት መሰል ግህሰት ገበን፡ እተን ብሉጻት ደቂ ኣንስትዮ

የሕዋትና ንዝወስደኦን ንዝገብረኦን ሕጋዊ ስጉምቲ ኣብ ጎድነን ከምዘለና እንዳ ኣረጋገጽና:

 ኲሉኹም ንፍትሕን ንሓርነትን ኣብ ኤርትራ እትቃለሱ ኤርትራዉያን’ዉን ተመሳሳሊ መርገጽ ኽትወስዱ ንዕድም፡፡

ዓወት ንፍትሓዊን ደሞክራስዊን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ!

ዘልአለማዊ ዝኽርን ሞጎስን ንስዉኣትና!

ካብ ኤርትራውያን፡ ኣባላት ናይ ዝተፈላለያ ውድባት/ሰልፍታት፤ በርገሳዊ ማሕበራት፤ ብውልቀ ተቓወምቲ፤ ኣብ መራኸቢ

 ብዙሓን ፓልቶክ (Paltalk)፡ ብዛዕባ ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን፣ ከምኡ እውን፡ ብኣገባብ አቃላልሳናን ኣቐዋውማናን፡

ኣንጻር ውልቀ መላኺ ሃገርና፡ እንመያየጥን እንዛተን ደቂ ሃገር።

 erfsauo@yahoo.com

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,302,511 وقت التحميل: 0.25 ثانية