Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
08/10/1445 (16 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ዕድመ ንኩሎም ኤርትራውያን ኣብ ሚ&#461
أخبار

ENCD March 2011.jpg

ዕድመ ንኩሎም ኤርትራውያን ኣብ ሚላኖን ከባቢኣን

ንዋዕላን ኣንፈቱን ዝምልከት ናይ ህዝቢ ኣኼባ

       ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዳርጋ ኩሎም ፖለቲካዊ ውድባትን ስቪክ ማሕበራት ውልቀ ዜጋታትን ዝተሳተፍዎ፣ሰፊሕ ዋዕላ  ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ ከምዝነበረ ኩሉ ዝዝክሮ ኢዩ።እዚ ኣኼባዚ ካብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝወሓዙ፣ ብሃይማኖት፣ብብሄር፣ ብቋንቋ፣ብጾታን ብዕድመን ዝተፈላለዩ ኤርትራውያን ዜጋታት ኣብ ሓደ መኣዲ ኮፍ ኢሎም ብምዝታይ ኣገዳሲ ሃገራዊ ውሳኔታት ዘሕለፍሉ ታሪኻዊ ኣኼባ ምንባሩ ብዙሕ ተነጊሩሉን ተጻሒፍሉን ኢዩ፡፡ሓደ ካብቲ ኣገዳሲ ውሳኔታት ንኩሎም ተሳተፍቲ እትውክል ብ53 ኣባላት ዝቖመት ኮሚሽን ተመሪጻ ነቲ ድሕሪ ሓደ ዓመት ክካየድ ዝተወሰነ ጉባኤ ንምድላውን ንምውህሃድን ሓላፍነት ምውሳዳ ኢዩ።

በዚ መሰረት ድማ ኣብ ዝተፈላለየ ኩርናዓት ዓለም ዝነብር፣ስርዓት ህ.ግ.ደ.ፍ ተኣልዩ ቅዋማውን ብሕጊ ዝምእዘዝ መንግስትን ክመጽእ ዝትምነ ኤርትራዊ ዜጋ ኩሉ ዝዝትየሉን ርእይትኡ ዝሕውሰሉን ባይታ ንምጥጣሕ ብርቱዕ ጻዕሪ ተካይድ ኣላ።

እዚ ናይ ዘተ መኣዲ’ዚ ኩሉ ደላዪ ለውጢ ኤርትራዊ ዜጋ እጃሙ ዘበርክተሉን ፍልልያቱ ኣጽቢቡ፣ናይ ቃልሱ ቅደም ተኸተል ብምስራዕ ሓድነታዊ ሰረት ተቓውሞ  ዘንጸፈሉን መኣዲ ንክኸውን ጻዕሪ ናይ ኩሉዜጋ ምስዝሕወሶ ኣድማዕነቱ ዘይከሓድ ኢዩ።

ካብዚ እምነት’ዚ ብምብጋስ ኣብ ሚላኖን ከባቢኣን ዝርከቡ ተቓወምቲ ውድባትን ስቪክ ማሕበራትን ውልቀ ዜጋታትን ብዛዕባ ዋዕላን ኣንፈቱን ንምዝታይ ኣኼባ ናይ ህዝቢ ኣዳልዮም ንኩሉ ኤርትራዊ ዜጋ ይዕድሙ።

ኣቕራቢ - ኣቶ ኪዳነ ተኽለ ኣባል ሃገራዊ ኮሚሽን ንዲምክራሲያዊ ለውጢ ካብ  

 ሽወደን፡

ኣኼባ ዝካየደሉ ዕለት 16 ሚያዝያ 2011 ፣ሰዓት 16.30 ድሕሪ ቀትሪ

ኣኼባ ዝካየደሉ  ቦታ  -  ቪያ ጆቫኒ ፓስኮሊ ቁ. 4

-    VIA GIOVANNI PASCOLI N° 4. ( CITTA STUDI )

               መጓዓዝያ -  ካብ ፖርታ ቨነስያ ትራም ቁ.5 ን ቁ.33ን (3 ፌርማታ)

-    ካብ ማእከል ከተማ ትራም ቁ. 23

-    ካብ መዕረፊ ባቡርን  (ስታሲዮነ ቸንትራለ) ካብ ፒያሳለ ሎድን ኣውቶቡስ ቁ.92

                                  ብደሓን ምጹ

ሓይልታት ተቓውሞ ኤርትራ ሚላኖን ከባቢኣን።

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,204,057 وقت التحميل: 0.22 ثانية