መስዋእቲሓርበኛ ተጋዳላይዓብደላ
نشر من قبل omaal في 06:25 صباحا - 28 05 1432 هـ (01 05 2011 م)

إنا لله وإنا إليه راجعون

መስዋእቲ

ሓርበኛ ተጋዳላይ

ዓብደላ እድሪስ 

ብመስዋእቲ ሓርበኛ ተጋዳላይ ዓብደላ እድሪስ ብፍላይ ንስድራቤቱን ንመራሕተን ኣባላት

 ተ.ሓ.ኤ. ብሓፈሻ ንህዝቢ ኤርትራ ( ረቢ ኢማንን ሰብርን  ) ጽንዓት ይሃበኩም ይሃበና

ኣማን ሰላም

ካብ

ማእከላይ ምብራቕ

 


تفاصيل الخبر

إنا لله وإنا إليه راجعون

መስዋእቲ

ሓርበኛ ተጋዳላይ

ዓብደላ እድሪስ

 

ብመስዋእቲ ሓርበኛ ተጋዳላይ ዓብደላ እድሪስ ብፍላይ ንስድራቤቱን ንመራሕተን ኣባላት

 ተ.ሓ.ኤ. ብሓፈሻ ንህዝቢ ኤርትራ ( ረቢ ኢማንን ሰብርን  ) ጽንዓት ይሃበኩም ይሃበና

 

ጅግና ኸይዱ ታሪኹ ግን ኣሎ

ረቢ  ርሓመሉ ንጀና ይበሎ

 

ጀብሃ ዓባይ ካብቶም ዘበልዋ

ክሳብ ሞቶም ፍጹም ዘይካሓድዋ

ንሰውራ ኤርትራ ኣብ ዓለም ዘፍለጥዋ

 

ኣቦ-ተሞክሮ ኪኢላ መራሕ ኩናት ነይርካ

መን  ነይሩ ባኣኻ ዘይድነቅ  ብኽእለትካ

እዚኻ    ዝመራሕካዩ  ሰራዊት ሓሊኻ  

ኩሉ ኢዩ ዝምስክሮ ጅግንነት ቃልስኻ

ኣቦ ጀብሃ ዶ ኽብላካ

ጅግና

ወዲ ጀብሃ ታሕሪር ዶ ኽብለካ

ጅግና

ሓርበኛ  ዶ   ክብለካ

ጅግና

ኩሉ    ዝግባኣካ

ጅግና

ሰብ  ሓላፊ

ታሪኽ   ግን  ተራፊ

ጅግንነት ታሪኽካ

ምእንቲ  ናጽነት

ምእንቲ ፍትሒ ምስ ማዕርነት

መሉእ ዕድሚኻ

ምእንቲ  ህዝብኻ

ኣብ ቃልሲ ንድሕነት ሃገርካ

ዝተበጀኻ

ኩሉ ሓዚኑልካ

ይብል   ረቢ  ርሓመልካ

ኣብ   ፈርዶሱል  ዑልያ ረቢ  የስፍርካ

اللهم عوضنا خيرا في فقدانه وأسكنه فسيح جناتك
اللهم اغفر له وارحمه وعافه واعف عنه وأكرم نُزُله 
 

ኣማን ሰላም

ካብ

ማእከላይ ምብራቕ