ጅግና ሓርበኛ ተጋዳላይ ዓብደላ እ&#485
نشر من قبل omaal في 11:09 صباحا - 28 05 1432 هـ (01 05 2011 م)

Abdalla May 20111 3.jpg

ጅግና ሓርበኛ ተጋዳላይ ዓብደላ እድሪስ ዓሪፉ

 ታሪኹ ግን ኣሎ ንዘላኣለም ንውሉድ ወለዶ ተጻሒፉ

الرابط أدناه يحوي نشيد شهداء جبهة التحرير الإرترية بالتجرينية

مزين بصور العلم الوطني الإرتري وصور القائد الشهيد / عبد الله إدريس

إعداد المناضل / قبرهويت أبوعشرة

http://www.youtube.com/watch?v=YD90uODeEFQ


تفاصيل الخبر

Abdalla May 20111 3.jpg

ጅግና ሓርበኛ ተጋዳላይ ዓብደላ እድሪስ ዓሪፉ

 ታሪኹ ግን ኣሎ ንዘላኣለም ንውሉድ ወለዶ ተጻሒፉ

 ሓርበኛዊ ቓልሱንህዝቡ ከርዊ ንጽላእቲ ጒሒፉ

ንዝኣመነሉ ዕላማ ዕጥቁ ሸጥ ምስኣበለ ይመስክር ክፉፉ

ቅሰን ቅሰን ቅሰን ሓርበኛ ብጻይና ኣቦ ሶውራ

 ዕላማኻ ንቅሳነት ንራህዋ ንፍትሒ ንሓራ ኤርትራ

 ምስ ሰራዊትካ ክትኣቱ ዝግባእ ን ኤርትራ ነስመራ

ተንኮለኛታት ሲዕሮም ኤርትራና ክትረክብ መከራ

ቅሰን ቅሰን ቅሰን ሓርበኛ ያ በጠል

 ቃል ናትወልካ ብዝኮነ ሽርሒ ከይ ንታለል

ናይ ሓርነት ፍትሒ ሰንደቅ ኣብ አርትራ ክትከል

ቅሰን ኣጆኻ ክንቃለስ ኢና ጸኒዕና ኣሰርካ ክንክተል

 ቅሰን ሓርበኛ ተጋዳላይ ያ በጠል መናድል

ዕላማኻ ክዕወት አዩ ህዝቢ ክብል እልል

 ኣምላኽ አዱ ኣንጺፉ ይቀበልካ ሓርበኛ ዓብደላ

ኣላህ የርመክ ኣል መናድል ኣል በጠል

በዚ መሪር ሓዘን ንስድራቤቱን ኣባላት ተ.ሓ.ኤ ን 

 ፈተውቱን ናይ መሪር ሓዘን ተካፍሊ ምኻነይ እና ገለጽኩ ጽንዓት ይሃብኩም

  ን ስውእ ኣቦ ሰውራ ሓርበኛ ተጋዳላይ ዓብደላ እድሪስ ድማ ኣላህ የርሕሞ ይብለኩም 

   ካብ ገብሪሂወት ኣቡዓሸራ። 4/29/2011         

الرابط أدناه يحوي نشيد شهداء جبهة التحرير الإرترية بالتجرينية

مزين بصور العلم الوطني الإرتري وصور القائد الشهيد / عبد الله إدريس

إعداد المناضل / قبرهويت أبوعشرة

http://www.youtube.com/watch?v=YD90uODeEFQ