ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ዓብደላ መሓ&#463
نشر من قبل omaal في 09:19 صباحا - 04 06 1432 هـ (07 05 2011 م)

E Berhe_1.jpg

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ዓብደላ መሓመድ ረቢ ይርሓምካ

ግጥሚ ንተዘክሮታትካ

 ገለ ካብ ተዘክሮታት ጅግንነትካ።

ገለ ካብ ጅግንነትካ

ካብ ባሕሪ ማይ ብማንካ

ተዘክሮታት ኣሎኒ ናትካ

በዓል ሓሞት ጅግና ነርካ

ተዋጊእካ ዘዋጋእካ

 


تفاصيل الخبر

E Berhe_1.jpg

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ስዉእ ጅግና ተጋዳላይ ዓብደላ መሓመድ ረቢ ይርሓምካ

ግጥሚ ንተዘክሮታትካ

 ገለ ካብ ተዘክሮታት ጅግንነትካ።

ገለ ካብ ጅግንነትካ

ካብ ባሕሪ ማይ ብማንካ

ተዘክሮታት ኣሎኒ ናትካ

በዓል ሓሞት ጅግና ነርካ

ተዋጊእካ ዘዋጋእካ

ከም ብጾትካ ተወጊእካ

ፈሲሱ ውን ደምካ

ሰለ ነጻነት መሬትካ

ይቕሰን መቃብርካ 

ክነተግብሮ ኢና ዕላማኻ

      ኣብ ጉባኤ

ዝማሓሉ ጀጋኑ ኣሎውካ።

ንነጻነት ሃገር ነዛ ባንደራ

ንሓርነት ህዝቢ ኤረትራ

ተወጊእካ ኤረትራ ክትከውን ሓራ

ተባዕ ተዋጋኢ ዘይፈቱ ፈኸራ። 

ገለ ካብ ተዘክሮታት

.76 ኣብ ከባቢ ኣቑርደት

ሓይሊ ጸላኢ ምስ ከፈተ ኵናት

ከምቲ ልሙድ ዘይኮነ ብጸልማት

ብቀትሪ መካይን ጺዒንካ ከቢድ ብረት

ደበኽ በልካ ንከባቢ ኣቑርደት

ቢልካ ደጀን ተኽረረት

ጸላኢ ክረግጾ ዘበት

ተዛቲኻ ምስ መራሕቲ  ሓይልታት

         ሹዑ፡

ምስ ኮነ ኣጋምሸት

ኣምሪሕካ ሰራዊት ሓርነት

ተገደም ኮነ ነቑርደት

ዎዮ ናይ ንግሆ ገዳይ፡

ንምሸት ተቐይሩ ናብ ኣውያት

ሰራዊት ደርጊ ጀሚሮም ብኽያት

ተኽረረት ምኻና ደጀን ጅግንነት

ከምዘይ ትድፈር ኣመስከረት።

ዓርመሽሽ  ሰራዊ ት ሓርነት ዘበሉ ፋሕ ብትን፡

ኣብ ሞንጎና ነሮም ሉኡኻቱ

ለይቲ ምስ ማዓልቲ ዝህውትቱ

ጅግንነት ሰራዊት ሓርነት ዝገበሩ ኮንቱ

መታን ህዝቢ ኤረትራ ክዋረድ ብሸፋቱ

ምስ ኢሰያስ ኣለዉ ቶም ዝሕተቱ ?

በጠል ዓብደላ እድሪስ ሰራዊቱ

መሪሑ  ኣስመራ ከይኣቱ

ኢሰያስ ታዓዊቱልና ብሉኡኻቱ

ሕልሚ ህዝቢ ኤረትራ ገርዎ ንኾንቱ

እነዉ ብህዝቢ ኤረትራ ይጻወቱ።

ጅግና ዓብደላ ስለ ዘፍርሆም

ኣብ ዓዲ እንዳማቶም

ድሕሪ ናጽነት ውን ኣብ ካርቱም

ንምቅንጻልካ ሓሲቦም

ምስ ዳሓንካ ፈሲሱ ሓሞቶም

ይፈልጡነሮም ከም ትምክቶም

እንታይ ሞ ሕልሞም ሰሚርሎም።

ፍቓድ ረቢ ኮይኑ ሓሚምካ፡ ግን፡

ካብ 1965 ክሳብ ዛዕለት

29 4 2011 ዓመተምህረት

ተቓሊስካ ዋላ ኣብቲ ዓራት

ኤረትራ ክትጋላገል ካብ ማዓት

ካብ ናይ ኢሰያሳዊ ስርዓት።

 ሕጂ ውን ቅሰን፡

ኩለን ውድባት ምስ ሰልፍታት ሓቢረን ክምርሻ

ንዲክታቶርያዊ  ስርዓት ኢሰያስ ክሕምሽሻ

ኤረትራና ኣይትነብርን ኮይና ናይ ሸፋቱ ውርሻ።

ይኣክል፡

ይኣክል ክንብል ምስ ምክልኻል  ሓይልታት

መንእስይሲ ተላዒሉሎ ክቅንጥጦ ነቲ ጸልማት።

ይኣክል ደም ኤረትራዊያን ምፍሳስ

ቅሰን ያበጠል ዓብደላ እድሪስ

ክፍደዩ ቲ ሕነ የሎን ትኽስ

ኤረትራዊ ተበጊሱሎ ደጀን ህግደፍ ከፍርስ።

ነፍሲሄር ስዉእ ጅግና ሓርበኛ ዓብደላ ኢድሪስ

ቅሰን ክትግበርዩ ዕላማኻ ፡ቲ የዋህ ኣምላክ ይቀበልካ።

ሞት ንኢሰያስ ስዕረት ንጃንዳ ህግደፍ