ኣኼባ ንዝኽሪ ሓው ዓብደላ እድሪስ &#46
نشر من قبل omaal في 09:52 صباحا - 04 06 1432 هـ (07 05 2011 م)

ABODALA From Sandiago.jpg

ንሰንበት ዕለት 8 ግንቦት 2011 ሰዓት 4፡30-5፡30 ድ.ቀ ኣብ ከተማ ሳንድየጎ ንዝኽሪ

ሓው ዓብደላ እድሪስ ኣኼባ ክካየድ ስለዝኾነ ኩሉ ጉዱስ ኤርትራዊ ክሳተፍ ንዕድም።


تفاصيل الخبر

ኣኼባ ንዝኽሪ ሓው ዓብደላ እድሪስ መሓመድ

ABODALA From Sandiago.jpg

ንሰንበት ዕለት 8 ግንቦት 2011 ሰዓት 4፡30-5፡30 ድ.ቀ ኣብ ከተማ ሳንድየጎ ንዝኽሪ ሓው ዓብደላ እድሪስ ኣኼባ ክካየድ ስለዝኾነ ኩሉ ጉዱስ ኤርትራዊ ክሳተፍ ንዕድም። ኣኼባ ዝካየደሉ ቦታ፡ ኣብ ታሕቲ ተጠቒሱ ኣብ ዘሎ ኣድራሻ ክኸውን ከሎ፡ ንዝያዳ ሓበሬታ ከኣ ስልኪ ቁጽሪ 619-370-2894 ብምድዋል ተወከሱ።

ኣድራሻ፡

Marriott Courtyard San Diego Mission Valley/Hotel Circle 595 Hotel Circle South, San Diego, CA 92108

ኣባላት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ጨንፈር ሳንድየጎ