ኣገዳሲ ህዝባዊ ጻውዒት ንኹሉ ኤር&#472
نشر من قبل omaal في 09:48 صباحا - 20 06 1432 هـ (23 05 2011 م)

Er Na Com Jan  2011.jpg

ኣገዳሲ ህዝባዊ ጻውዒት ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጦ ቶሮንቶን ከባቢኣን


تفاصيل الخبر

Er Na Com Jan  2011.jpg

May 18 - 2011

ኣገዳሲ ህዝባዊ ጻውዒት ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጦ ቶሮንቶን ከባቢኣን

ናይ ህዝቢ ሽማግለ ፖለቲካዊ ጉዳያት ቶሮንቶን ከባቢኣን ነቲ ኣብ’ዚ ዝመጽእ ዘሎ ጉባኤ ዝዝተየሉ ንድፊ ሰነዳት ናብ ህዝቢ ንምይይጥ ከተውርዶ ኢያ ። እዚ ምይይጥ ንድፊ ሰንዳት’ዚ ንኹሉ ኤርትራዊ ደላይ ለውጢ ዝኾነ ከምኡ ድማ ዝኾነ ይኹን ፖለቲካዊ ኣረኣእያን እምነትን ዘለዎ ዝምልከት ኢዩ ። ዝተወደበን ዘይተወደበን ፡ ሲቭል ፡ መራሕቲ ሃይማኖት ፡ ደቂ ኣንስትዮ ፡ መንእሰያት ፡ ምሁራት ኮታ ኩሉ ኣካል ሕብረት ሰብና ዝሳተፎን ብነጻ ሓሳባቱ ዝገልጸሉን ኣኼባታት ኢዩ ። ስለዚ ኣብዚ ኮምሽን ዘዳለዎ ምይይጥ ንድፊ ሰነዳት ጉባኤ ዝተሳተፉን ዝተመዝገቡን ጥራይ ኢዮም ንጉባኤ ዝሓጽዩን ዝሕጸዩን ፡ ዝመርጹን ዝምረጹን ። እዚ ምግባር ናይ ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ዜጋ መሰልን ግዴታን ሓላፍነትን ምዃኑ ድማ ነተሓሳስብ ። እዚ ዘየማልኡ ኣብ መስርሕ ሕጸ ይኹን ምርጫ ከምዘይሳተፉ በዚ ኣጋጣሚ ኣቐዲምና ንሕብር ። ነዚ ዝምልከት ኣኼባታት ዝካየደሉ ቦታን ግዜን ከምዚ ዝስዕብ እንሆ፡

ቦታ ኣኼባ ፤ 847 Dovercourt .Rd

        ዕለት  May 28 - 2011

           ግዜ 4PM – 8PM

ብደሓን ምጹ

ናይ ህዝቢ ሽማግለ ፖለቲካዊ ጉዳያት

ቶሮንቶን ክባቢኣን