አገዳሲ ህዝባዊ አኼባ መጸዋዕታ ን&#479
نشر من قبل omaal في 06:37 صباحا - 07 08 1432 هـ (08 07 2011 م)

Alaince 1.jpg

አገዳሲ ህዝባዊ አኼባ

መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጣይ ሎንደን (ዓባይ ብሪጣንያ)

አገዳሲ ህዝባዊ አኼባ

መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጣይ ከተማ በርሚንግሃም (ዓባይ ብሪጣንያ)

 


تفاصيل الخبر

Alaince 1.jpg 

አገዳሲ ህዝባዊ አኼባ

መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጣይ ሎንደን (ዓባይ ብሪጣንያ)

  ሽማግለ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ  ንዕለት 17/06/ 2011   አቦ ወንበር ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ተጋ/ ተወልደ ገብረስላሴ   ምስ ተጋ/ በሽር ኢስሐቅ ሐላፊ ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን   ዝመርሕዎ  ሰፊሕ ህዝባዊ አኼባ  ንምስልሳል መዲባ ስለ ዘላ  ኩሉ ብሃገሩን ህዝቡን ዝግደስ ኤርትራዊ አብዚ ተባሂሉ ዘሎ ዕለት ንኽሳተፍ  ብኽብሪ ትዕድም።

አኼባ ዝግበረሉ ቦታ  Abrar Centre, Crawford St, off Edgware Rd., Lon NW1

Train :- Edgeware Rd, Station - Central, District,  &

  Circle and Hammersmith lines

Buses:    16,36,27,98,414,23,7

Time:   From 2pm      to  7 pm

  

አገዳሲ ህዝባዊ አኼባ

መጸዋዕታ ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጣይ ከተማ በርሚንግሃም (ዓባይ ብሪጣንያ)

  ሽማግለ ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ  ንዕለት 16/06/ 2011   አቦ ወንበር ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ተጋ/ ተወልደ ገብረስላሴ   ምስ ተጋ/ በሽር ኢስሐቅ ሐላፊ ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ኪዳን   ዝመርሕዎ  ሰፊሕ ህዝባዊ አኼባ  ንምስልሳል መዲባ ስለ ዘላ  ኩሉ ብሃገሩን ህዝቡን ዝግደስ ኤርትራዊ ተቀማጣይ በርሚንግሃምን ከባቢኡን  አብዚ ተባሂሉ ዘሎ ዕለት ንኽሳተፍ  ብኽብሪ ትዕድም።

አድራሻ  Wardlow Centre Nechells Hirmingham , B7 4JH

 ግዜ  ፡-  ካብ ሰዓት 2 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ 6 ድሕሪ ቀትሪ