ሸሞንተ መጋቢት ኣብ ስያትል
نشر من قبل omaal في 07:40 صباحا - 10 03 1433 هـ (02 02 2012 م)

ሸሞንተ መጋቢት ኣብ ስያትል

ዓለምለኻዊት መዓልቲ ድቂ ኣንስትዮ ሸሞንተ መጋቢት

 ሎሚ ዘመን ከም ወትሩ ብዓቢ ድምቀት ክብዕላኣ


تفاصيل الخبر

ሸሞንተ መጋቢት

ኣብ ስያትል

ዓለምለኻዊት መዓልቲ ድቂ ኣንስትዮ ሸሞንተ መጋቢት ሎሚ ዘመን ከም ወትሩ ብዓቢ ድምቀት ክብዕላኣ

እተን ምጭዋት ደቂ ኣንስትዮ ናይ ማሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራዊያን ስያትልን ከባቢኣን ተዳልየን ኣለዋ

ናይ ሎሚ ዘመን ፍልይ ዘብሎ በቲ ውርይ ኣርቲስት ክርቢት ምስ ብጾቱ ወጋሕ ትበል ለይቲ ከጻውቱና

ክሓድሩ እዮም።

እዚ በዓል ዝበዓለሉ ቀዳም መዓልቲ መጋቢት ዓሰርተ እዩ። ዝጅመረሉ ሰዓት ልክዕ ስዓት ሽውዓተ ናይ ምሸት እዩ (MARCH 10- 2012 seven PM)

ዝበዓለሉ ቦታ ኣብ ኣዳራሽና፡ ኣዳራሽ ምሕበር ምትሕግጋዝ ኤርትራዊያን ስያትልን ከባቢኣን እዩ።

2402 East Spruce Seattle Wa. 98122.

ብደሓን ምጽ

ደቂ ኣንስትዮ ማሕበር ምትሕግጋዝ

ኤርትራዊያን ስያትልን ከባቢኣን