ኣገዳሲ መግለጺ
نشر من قبل omaal في 11:19 صباحا - 10 07 1433 هـ (30 05 2012 م)

ኣገዳሲ መግለጺ

20/05/2012

  ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ  ለውጢ

ጨንፈር ቶሮንቶ ኣካያዲት ሽማግለ ተመሪጻ ።


تفاصيل الخبر

 ENCDC TOR 012.jpg

ኣገዳሲ መግለጺ

20/05/2012

  ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ  ለውጢ

ጨንፈር ቶሮንቶ ኣካያዲት ሽማግለ ተመሪጻ ።

ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ  ለውጢ ጨንፈር ቶሮንቶ ኣካያዲት ሽማግለ ብዕለት 20 ጉንበት 2012 ናይ ስራሕ መደባት ተኸፋፊላ ። ብከምዚ ዝስዕብ ድማ ነብሳ ሰሪዓ ።

ኣቶ ሱለማን ኢድሪስ                       ኣቦ መንበር

ኣቶ መሓመድ ኢድሪስ                     ዋና ጸሓፊ

ኣቶ ዳዊት ኣብርሃ                          ቁጠባ

ኣቶ ጴጥሮስ ተኽሉ                         ዜና

ኣቶ ጀማል ዑመር                          መንእሰያትን ተመሃሮን

ወይዘሮ ሩቐያ መሓመድሱለማን እኩድ     ጉዳያት ደቂ-ኣንስትዮ

ዶክቶር ብርሃነ ኣብርሃ                      ህዝባዊ ጉዳይ  

ኣቶ መስፍን ተላ                            ወጻኢ ጉዳይ

ኣቶ ገብረልዑል ዳኒኤል                     ማሕበራዊ ጉዳይ

ተጠባበቕቲ፡ ኣቶ ኣለም ተስፉን ኣቶ ሰመረ ገረዝጊሀርን ።

ከምዝዝከር ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጨንፈራዊ ኣኼባ ተኻይዱስ፣ ኣኼበኛታት ኣርባዕተ ዝኣባላታ ኣማራጺት ሽማግለ መሪጹ ነይሩ፡  ኣቶ ኢዮብ መንግስቱ ከም ኣቦመንበር ዝመርሓ ኣማራጺት ሽማግለ፡ ኣቶ በረቐ ጳውሎስ፣ወይዘሮ ምሕረት ብርሃነን፣ኣቶ ዓብደልዋስዕ ዓብዱን ኣገባብ ብዘለዎ መንገዲ ሓንቲ ትሽዓተ ዝኣባላታ ኣካያዲት ሽማግለ ምስ ሰለስተ ተጠባበቕቲ ተመሪጾም ነይሮም

 

ዓወት ንህዝባዊ ቃልሲ!

ምስ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ንቅድሚት!