ነጸናቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓረነት ዝ&#462
نشر من قبل omaal في 03:40 مساء - 16 07 1433 هـ (05 06 2012 م)

ነጸናቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓረነት ዝሓርበቶ ህዝቢ

መበል 46 ክፋል

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን

ኣብ ስደት ዝነብር ህዝና እቲ ኣንጊሁ ዝኸተተ


تفاصيل الخبر

ነጸናቱ ብደሙ ኣራጋጊጹ ሓረነት ዝሓርበቶ ህዝቢ

መበል 46 ክፋል

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን

ኣብ ስደት ዝነብር ህዝና እቲ ኣንጊሁ ዝኸተተ

Holand Lahay 25 May 012 00.JPG

ኣብ መላእ ዓለም ዝመከተ

ደላይ ለውጢ ጸረ ስርዓተ ገበተ

መንእሰይ ንፍትሒ ምስ ኸተተ

ኣመስኪሩ ዩ

ህዝባዊ ቃልስና ከም ዝተዓወተ

እስከ ንገሩና ከመይ ነበረ መኸተ

እንታይ በሉ ኣንባሳደራት ህግደፍ መሸተ…

ኣብ ኣፍደገኦም ምስ በልና ደበኽ

ገለን ሃደሙ ገለን በሉ ሰኸኽ

ገለ ወን የለናን ኣበሉ እኒ በተኽ…

ዕውት ነሩ ሰላማዊ ሰልፍታት

ብ.22.ጉንቦት

ዝተጀመረ ኣብ ካይሮ

ቀጺሉ ብ 24 ጉንበት

ኣብ በርን ስዊስ ኢስራኤል

 ስዒቡ ኣሰር ካይሮ

ብ.25 ቀጺሉ ኣብ ጀርምርን ሎንዶን

ዋሽንቶን ዲሲ ንጭፍራ ክንምህሮ

ከምኡ ውን ኣብ ኦስሎ ሽወደን

ሆላንድ ኢጣልያ ካናዳ ኣውስትራልያ

ዕምሩ ክነሕጽሮ ንናይ ህዝብና መሽሮ

ንናይ ውሽጢ ህዝብና ክባራብሮ   

 ህዝባዊ ናዕበል ኣብ ዲያስፎራ ተጓሃሂሩ ድሮ…

ኣብ ውሽጢ ሃገር ዘለኻ

መንእሰይ ተሪፉ ጊደኻ

ብተኮ ናይ ጭፍራ ማሕለኻ

ናይ ህዝብና መድሕን ኢኺ ኢኻ

ንለውጢ ኣበርክቲ  እጃምኪ እጃምኻ…

ኣስተውዕሉ መንእሰያት

ከይትታለል ብናይ ኢሰያስ ዑሱባት

ቦታ የለን ንኣንባሰደራት ኮንስላት

ኩሎም ተሓተቲ እዮም ምስቲ ስርዓት<<

ኣስተውዕለሎም

ኣብ እዝኑ ሕሹኽ በሃልቲ ከም ስብሓት

ጀነራላት ተዋሒጦም ብኽፍኣት

ጠለምቲ ብጾቱ ሞሽኳታት

ናይ ኢሰያስ ሙኡዙዛት… 

ስብሓት ደናኒቶ

መካላኸሊ ምንስተር እየ በሃላይ

እንዳ ጸነቱ መናእሰይ

ናይ ውልቀ መላኺ ኣገልጋላይ

ኣብ እዝኑ ሕሹኽ ዝብል መንደላይ

ኣፍሊጡ ምኻኑ ናይ

ህዝቢ ኤረትራ ኣባይ…

ናይ ኢሰያስ ጀነራላት

ዝጠለሙ ሕድሪ ሰማእታት

ናይ ሐደ ሰብኣይ ዑሱባት

ኣብ ግዝየኹም ሰፊኑ ባርነት

ንነጻነት ዘጸልመቱ ን21 ዓመት

ህዝቢ እንዳ ጸነተ ዑዙማት>>

በየናይ መጸና ከበይ ተወልደ

ግርህናና መዝሚዙ ዝሰወደ

ሉኡኽ ኣስራተ ካሳ ኣጽነተና በብሓደ

ክተተ ህዝበይ ያኣክል ትም ሕነኻ ፍደ…

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍ ዓገልቶምን