ብስራት
نشر من قبل omaal في 08:23 مساء - 04 11 1433 هـ (19 09 2012 م)

 ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ውሽጢ 2-3 ማዓልትታት ወግዓዊ ዌብ ሳይት ናይ

 ምጅማር መደባቱ ከቅርብ (Post) ክገብር ሙዃኑ ንኹሎም  ኣባላት ኤ/ሃ/ባ/ዲ/ለውጥን  ካልኦት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ

ዝቃለሱ ዘለዉ ኤርትራውያንን ንህዝብን ደገፍቲ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ንዝኾ`ኑ ፈተውትን ከነበስር ንፈቱ ፡፡


تفاصيل الخبر

ER NAT COUCELL EX OFFICE.jpg

17/09/2012

 

ብስራት

    ኤርትራዊ ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ ውሽጢ 2-3 ማዓልትታት ወግዓዊ ዌብ ሳይት ናይ ምጅማር መደባቱ ከቅርብ (Post) ክገብር ሙዃኑ ንኹሎም  ኣባላት ኤ/ሃ/ባ/ዲ/ለውጥን  ካልኦት ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ዝቃለሱ ዘለዉ ኤርትራውያንን ንህዝብን ደገፍቲ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን ንዝኾ`ኑ ፈተውትን ከነበስር ንፈቱ ፡፡

    ኣብ ምጅማሩ ብሰንኪ ዝተፈላለዩ ቴክኒካዊ ምኽኒያታት ንዝተፈጠሩ ምድንጓያት ከኣ ይቕረታ ንሓትት ፡፡

     በዚ ኣጋጣሚ ኩሉ ግዱስ ኤርትራዊ ደላይ ዲሞክራሳዊ ለውጢ ኣብ ምልዕዓል  ህዝብናን ምሕያል ዲሞክራስያዊ ተጋድሎና ብሃናጺ ሓሳባትን ርእቶታትን ዕዙዝ ተርኡ ክጻወት ንጽውዕ ፡፡ ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ ኤ/ሃ/ባ/ዲ/ለ/ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ፡፡

WWW.encdc.net