Condolence,From Brhi Ogbazgee
نشر من قبل omaal في 06:21 صباحا - 13 01 1431 هـ (29 12 2009 م)

ሓርበኛ ኢዮብ ብስራት

መንግስተሰማያት የዋርስካ 

12-27-09-8[1].jpg

ካብ ሕድሪ ስዋኣቱ ዘይጠለመ

በርሀ ዑቁባዝጊ ጀርመን

 

 


تفاصيل الخبر

ሓርበኛ ኢዮብ ብስራት

መንግስተሰማያት የዋርስካ 

12-27-09-8[1].jpg

ካብ ሕድሪ ስዋኣቱ ዘይጠለመ

በርሀ ዑቁባዝጊ ጀርመን

ብጻይ ሓርበኛ ኢዮብ ብስራት

ንናጽነት ተቃሊስካ ንሓርነት

ህዝብና ክረክብ ቅሳነት

ሓርበኛ ነርካ ንህዝቢ ኣብነት

ብጻየይ ዶ ኽብለካ መቃልስተይ

ምስ ዓቢ ዓቢ ምስ ንእሽቶይ ንእሽቶይ

ፈረ ጻማኻ ከይረኣኻ ዶ ተሰዉእካ

ኣርኪብካዮም ነቶም ሕድሪ ዘሃቡኻ

24 ዓመት ፈስቲቫል ኣካዪድካ

ተቃሊስካ ሕድሪኻ ከይጠለምካ

ሓርበኛ ስዉእ ስዩም ዶ ጸዊዑካ

ሓርበኛ ስዉእ ኢዮብ ውን ኣርኪብካ

በል ቅሰኑ በሎም ንስዋኣት ብጾትና

ኣይጠለምናን ሕድሪ ዘሃብኩምና

ሓርበኛ ስዉእ ኢዮብ ብስራት ብጻይና

ጽንዓት ይሃቦም ንበተሰብካ

ከምኡ ውን ንመቃልስትኻ ንፈተውትኻ

ተቃላሳይ ሓርነት መንግስተሰማይ የዋርስካ