ዕድመ ንኹሉኹም/ኩን ጉድሳትን ሩህሩሃትን ኤርትርውያን ዜጋታትና ኣብዚ መሪር ሓዘን ናይ ብጻይና ጅግና ተባዕ ሓርበኛ ነብሲሄር ስውእ አዮብ ብስራት ናይ ሓዘን ንዝኽሩን መፋነዊኡን ሽምዓ ወሊዕና ናይ ሓርበኝነቱን ንተባዕ ቃልሱን ዎትሩ ንህዝበይን ሃገርይን ዝብሎ ዝነበረ መግለጺ ሂብና ሽምዓ ወሊዕና ንዝኩሮሉ ምዓልቲ መደብ ሰሪዕና ስለ ዘለና ንኹሎም ዜጋታትና ብዘይ ጾታ ፍልልይ ኣብ ንዝኽሪ ነብሲሄር ሓርበኛ ኢዮብ ብስራት ዝግበረሉ ቦታ መጺእኩም ምሳና ክትካፈሉ ብትሕትና ነታሓሳስብ።
ቦታ ኣብ Oakland
ን ሰንበት january 3/2010 ስዓት 3 ናይ ምሸት ኩኾውን አዩ።
ብድሓን ምጽኡ
ንሓበሬታ በዛ ተሌፎን እዚኣ (415) 724-5718 ክትራኸብና ትኽእሉ
ኣባላት ግ.ሃድ.ኤ ጨንፈር ካሊፎርነያ U.S.A