Eritrean Solidarity Front A military statement Tig
نشر من قبل omaal في 10:36 صباحا - 22 01 1431 هـ (07 01 2010 م)

ማግለ ዜናን ህዝባዊ ምንቅቃሕ

ወታሃደራዊ መግለጺ

tadamun[1].jpg

አፈኛ ብስም ወታሃደራዊ መሪሕነት ግንባር ተዳሙን ኤርትራ ከምዝስዕብ መግለጺ ሂቡ፡


تفاصيل الخبر

tadamun[1].jpg

ማግለ ዜናን ህዝባዊ ምንቅቃሕ

ወታሃደራዊ መግለጺ

አፈኛ ብስም ወታሃደራዊ መሪሕነት ግንባር ተዳሙን ኤርትራ ከምዝስዕብ መግለጺ ሂቡ፡

ኦ ጅግና ኤርትራዊ ህዝብና፡

ኣብ ሓዲሽ ወተሃደራዊ ግጥም፣ ሓባራዊ ኣሃዱና ጽቡቅ አስተምህሮ ንወልቀ መላኺ ስርዓት ህግደፍ ሂባ ኣብኡ ድማ ዓቢ ክሳራታት ነቲ ስርኣት አስዒባትሉ፡፡

ብዕለት 26-12-2009 ሓንቲ አሃዱና እቲ ልሙድ መዓልታዊ ምንቅስቃ እንዳገበረት ከላ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ከተማ (አውጋሮ) ደቡብ ጋሽ ምስታ ትንቃሳቀስ ዝነበረት ሓይሊ ስርዓት ህግደፍ ሓያል ኩናት ኣካይዳ፡፡ ከምቲ ዝለመደኩሞ ጀጋኑ ደቅኹም ካኣ ዓበይቲ  ቅያታት አመዝጊቦም ኣብቲ ውግእ ዝተኻየደ፡፡ ኣብቲ ውግእ ድማ ስጋዕ ናይ እድ ቦምባታትን ተጠቂሞም ንስርዓት ህግደፍ ድማ ትብዓትን ጽንዓትን ተወፋይነትን ኣምሂሮሞ፡፡ ኣብቲ ዝተኻደ ኩናት ድማ 13 ክቀተሉ ከለው ካብ ስርዓት ህግደፍ ብዙሓት ካልኦት ድማ ቆሲሎም፡፡ ሓይልታት ግንባር ተዳሙን ድማ ሓደ ሰብ ጥራሕ ተሰዊኡዎም፡  4 ድማ ቆሲሎሞም (ምሉእ ክብርን ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውእና ነቶም ቁሱላት ካኣ ቀልጢፎም ክሓውዩ ንምለየሎም) ፡፡

ካብዚ ካብ ቦታ ኩናት ግንባር ተዳሙን ደጊማ ቆራጽነታን ድልውነታን ተረጋግጽ ንኢድ ዲክታተራዊ ስርዓት ህግደፍ ንምህራምን ምግጣምን፡፡ ነቲ ዓማጺ ዝኾነ ተግባራቱ ከምኡውን ነቲ ጀግና ህዝብና ንምክልኻልን መሰላቱን ኣብ ሃገሩ ከቢሩ ስጋዕ ዝነበር፡፡

 

ወታሃደራዊ መሪሕነት ግንባር ተዳሙን ኤርትራ

4/1/2010