MAGLASEE HAZAN ERITREAN DEMOCRATIC ALLIANCE 19th 04 015
نشر من قبل omaal في 02:58 صباحا - 09 07 1436 هـ (27 04 2015 م)

መግለጺ ሓዝን ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን

ብምኽነያት ምጥሓል 350 ኤርትራውያን ስደተኛታት

ኣብ ባሕሪ ሜዲትራንያን ብዕለት 19/04/2015


تفاصيل الخبر

መግለጺ ሓዝን

 

ER Democratic Allaince 012 A.jpg

ብምኽነያት ምጥሓል ኤርትራውያን ስደተኛታት

 

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ብዕለት 19/04/2015 ካብ ሊብያ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ዝጓዓዝሉ ዝነበሩ ግዜ ኣብ ባሕሪ ሜዲትራንያን ናይ መርከብ ምጥሓል ሓደጋ ኣጋጢሙ ከባቢ 350 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብምህላቖም ዝተስምዑ መሪር ሓዘን ይግለጽ።

ጠንቂ ስደት ኤርትራውያን ቁጠባዊ ስእነት ዘይኮነስ፡ ብቅንዱ ምንጪ ናይ ስደትን ሓደጋታቱን፡ ኣዕናዊ ፖለሲታት ገባቲ ስርዓት .... ምዃኑ በዚ ኣጋጣሚ ክረጋግጽ ይፍቱ። ካብ ብምብጋስ ከኣ፡ ማሕበረ ሰብ ዓለም ነዚ ጉዳይ ኣተኩሮ ክገብርን ልዑል ሓላፍነቱ ክጻወትን ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን የማሕጸን።

ኣብ መወዳእታ፡ ንህዝቢ ኤርትራን ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራትን ብሓፍሻ፡ ንመላእ ቤተሰብ ግዳያት ሓደጋ ብፍላይ ጽንዓት ይሃብኩም እናበለ ንግዳያት ዝኾኑ ድማ መንግስተሰማያት የዋርሶም ይብል።

 

ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን

24 ሚያዝያ 2015