ናይ ሓዘን መግለጺ
نشر من قبل omaal في 05:56 صباحا - 18 08 1431 هـ (29 07 2010 م)

ናይ ሓዘን መግለጺ

ሓርበኛ ብጻይና ተስፉሁነይ መስፍን

 


تفاصيل الخبر

ናይ ሓዘን መግለጺ

ሓርበኛ ብጻይና ተስፉሁነይ መስፍን

ብዘጋጠሞ ሓደጋ ብመስዋእቲ ካባና ብምፍላዩ ዝስማዓና መሪር ሓዘን ወሰን የብሉን ብጻይ ተስፍሁነይ ንህዝባዊ ደሞክራስያዊ ዕላማታት ንምዕዋት ከይሰልከዮ ክቃለስ ዝጸንሒ ተባዕ ተጋዳላይ እዩ ኩሉ ደላይ ፍትሕን ደሞክራስን ንስድራበቱን ንፈተውቱ ብፍላይ ድማ ንባዓልቲ በቱ ትርሓስን ንደቁ መሪሕን እልልታን ጽንዓት የሃብኩም ንብል ኣምላክ ኢዱ የንብረልኩም ንምነ ከምኡ ውን ንሙሉኣት ስድራበቱን መቓልስቱን ጽንዓት የሃብኩም የሃበናን ንብል።

ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንኹሎም ስዋኣትና

ሰውራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር ኤረትራ ሰ.ደ.ገ.ኤ

ጨንፈር ጀርመን