መስከረም ክብርቲ ሽምኪ ተሸኪሞሞ &#462
نشر من قبل omaal في 08:41 صباحا - 12 11 1431 هـ (19 10 2010 م)

መስከረም ክብርቲ ሽምኪ ተሸኪሞሞ

ሒኽዝብሉ ንሓለቓ ሸፋቱ ከድሕኑ

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን


تفاصيل الخبر

መስከረም ክብርቲ ሽምኪ ተሸኪሞሞ

ሒኽዝብሉ ንሓለቓ ሸፋቱ ከድሕኑ

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

መስከረም ክብርቲ ሽምኪ ተሸኪሞሞ

ሒኽዝብሉ ንሓለቓ ሸፋቱ ከድሕኑ

ሰላም ሲኢና ብሓሶት መርት ዘናዉጹ

ኣገልገልቲ ምልኪ ተስፋ ዝቖረጹ

ካብ ለባስ ተቀባል ለባ

ጸረ ተ.ሓ.ኤ ኣብዚሕካ ዘረባ

ወዲ ጀነራል ናይ ህግደፍ ቃርማ

ንምኪ ምግልጋል ናትካ ዕላማ 

ወላዲት ጀጋኑ እንዳ ሓደረት ጾማ።

ብኣውሊዕ ባንድራ ከም ዝሓመምካ

ቀርኒልዮስ ኣብ ዋዕላ ከልኪልዋ እንዳ በልካ

ሓዊ ክትኣጉድ ሒኹትብል ዘለኻ

ወዲ ጀነራል መን መዋሊኻ ላአኺኻ።

እወ ንመዳናገርቲ መኪና

ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ አዓዊትና

ደለይቲ ሓድነት ሓደ ነሩ ዕላማና።

ካብ ለባ ተቐባል ለባ

እወ ኣነ በርሀ ዑቁባዝጊ ደረስ

ዝተኻፈልኩ ኣብ ዋዕላ ኣብቲ ዓቢ ዳስ

ትም ዘይብል ሕድሪ ሰማእታት ክጋሃስ

ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዝቃልውስ

ን.ተ.ሓ.ኤ ዝወከልኩ ካብ ጀርመን

ሓደ ካብቶም ተባዕ ኤረትራዊያን ወደባት   

     ዝቃለሱ አንጻር ካዳዓት ንሓርነት ቅሳነት።

ንጸረ ሓድነት ከም ዝመከትናዮም እመን

ተሳተፍቲ ዋዕላ ብወከልቲኹም ኣይተታለሉን

ንዎይጦታት ከም ወናኒ መስከረም ቦታ የሎን።

ወከልትኹም ኣይታዓወቱን  ፈሺሎም

መን ምዃኖም አጋሊጾም ንነብሶም

ደለይቲ ሓድነት ታዓዊቶም።

እወ ከዳዕ ከምዚከማኻ ዝሓበጦ ይተኮስ ጽባሕ ናይግን ዲኪተተር ተሳዒሩ

ደሞክራስያዊ ስርዓት እዩ ዝዕወት

ወዲ ጀነራል ሓደ ካብቶም ናይ ምልካዊ ስርዓት ዑሱባት ህዝቢ እንዳ ጠመየ ብሸፋቱ ተመዊሉ ዝጸገበ እወ ዝሓበጦ ይቶኮስ አብ መቓብር ጃንዳ ሸፋቱ

ሕልሚ ጀጋኑ ሰማእታትና ናይግድን ክዕወት አብ ሃገርና ክሰፍን ሲኒት ቅሳነት ስኒት ሕውነት ህዝቢ ክማሓዳደር ብሕጋዊ ስርዓት።

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንለብዘበን እንበር ናዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን