ዓደቦኻ ክባሳበስ ኣፍካ ታዓቢስካ &#477
نشر من قبل omaal في 06:30 صباحا - 26 12 1431 هـ (02 12 2010 م)

ዓደቦኻ ክባሳበስ ኣፍካ ታዓቢስካ

እንታይ ገደሰኒ ኢልካ ዶ ፈሪህካ

ሕደሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

 


تفاصيل الخبر

ዓደቦኻ ክባሳበስ ኣፍካ ታዓቢስካ

እንታይ ገደሰኒ ኢልካ ዶ ፈሪህካ

ሕደሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

 

ዓደቦኻ ክባሳበስ ኣፍካ ታዓቢስካ

ጢዒሙካ ዶ ፈሪህካ ኣጽቂጥካ

ኣብ መሰልካ ዝሕልዉ ሃገር ተቐሚጥካ

ክንዲ ህዝቢ ክንዲ ትጣብቅ ደቂስካ

ተባራበር  ድቃስ በለጽ ያኣኽለካ።

ዓደቦኻ ክዝመት ፈሪህካ ኣብ ገዛ ትዕበጥ

ምዕዛብ ያኣክል ክንዲ ህዝቢ ተማጎት

ክሳብ ማዓስ ክትሰግድ ንህግደፍ ዓመት ዓመት

ህዝቢ ብህግደፍ ይበርስ ኣጽቂጥካ ኣብ ስደት።

ስደት ዓዲ ኢንገራና እንበር ኣይኮነን ሰናይ

ናዓይ ይጥዓመኒ ሕማቕ ጠባይ

ምስ ህግደፍ ንህዝቢ ኣይትኹኑዎ ሰቓይ

ዓደቦኻ ክዝመት ፈሪህካ ኣብ ገዛ ትዕበጥ።

ሓቢርና ንዲክተተር ክንዲ ንኹኑኖ

ታሓቢእካ ህዝቢ ከፊእዎ ማዓስ ጉንዖ ይኾኖ

ክንዲ ክንከይድ መዝግቡና ኮይኑ ብልማኖ።

ድሙ ምስ ከደ ቀቢጹ ሲኢኑ ኣናጹ

ጃንዳ ህግደፍ ምስ ከደ  ነፊጹ

ስርዓት ህግደፍ ምስ ፈረሰ ደገ ክትወጹ

ሕጂ ኑዑ ንሰብኣዊ መሰል ኣድምጹ።

ካብ ተቐማጦ ጀርመን ሳላሳ ሽሕ ህዝቢ

ዕጫ ኣይበጽሓናን ንህግደፍ ክንብል እንቢ

ምውርዛይ ይትረፍኩም ግበሩ ቀልቢ

ሓንቲ ማዓልቲ ተኻፈሉ ሰላማዊ ሰልፊ

ወዲ ሰብ ኣይነብርን ታሪኽ እዩ ተራፊ።

ንኢሰያስ ምስ ጭፍርኡ ያዕ ዘይንብሎ

ኣነ ዘይመርሓ ኤረትራ ኣይትሃሉ ይብለናሎ

ህዝቢ ኤረትራ እቲ ኒሕ እቲ ሓባ ኣበይ ኣሎ

ሳኣን ስኒት ሓቢርካ ምስራሕ የባጪወልናሎ።

ዓደቦኻ ክዝመት ፈሪህካ ኣብ ገዛ ትዕበጥ

ተቃለስቲ እንዳ ኣናኣኣስካ ግርም ንቃለስ ኣሎና

ኢሰያስ ምስ ጭፍርኡ ክገዝእ ኣመን ኣይበልናን

መን መኪትዎ ንህግደፍ ብጀካ ደቂ ሓምሳን ሱሳን

ብጀካ እቶም መንእሰያት ውልዕ ጥፍእ ፈውሲ ጨና

ክሳብ ወረቐቶም ዝሕዚ ዝጸንሑ ምሳና

ካብ ንእስነትና ኣትሒዝና ኣብ ቃልሲ በሊና

ምጽንባር ካብ ኣበኹም ናብ ደቂ ሓምሳን ሱሳን

ካብ ተጸሉሙና ነብስኹም ሰሪዕኩም ተቓለሲ ከማና

ዋላውን እንተ ተዓወትና ብዘይ ባኣኹም ንሕና

ዋላውን እተታዓወትኩም ንስኹም ብዘይ ባኣና

መተካእታ ህግደፍ ዝኸውን የሎን ዘይመረጾ ህዝብና።

ብተቃለስቲ ነበር ዉሑድ ኣይተዋረድናን

ብሙሁራት ኢና ባሃልቲ ጥር ናብ ስልጣን

ብጀካ ምጽላም ግን ዘፍረኽምዎ ኣይራኣናን

ንሱ እዩ እቲ ሓቂ ኣይኮነን ምግናን።

ብሰንኪ ንቑጽ ይነድድ ሩሑስ

ያኣክል ምናኣኣስ ንደቂ ሓምሳም ሱሳን

ተኻላኸልቲ መን ምዃንኩም አይበርሃልናን

ያአክል ምጽላም ምኹናን ንናይ ዉጹዓት ልሳን

ዓገብ ዝብል እንበር ጓሓፍ ጹሑፍ አይሰቐልናን

ልቢ ኣዕቢና እንበር በቲ ትርድእዎ መልሲ ኣይሳኣናን

ክነፍልጠኩም ግን ባአኻትኩምን ንብርኸኽ አይኮናን

ድምጺ መሰልና ደሊና እናልካ ናይ ገለ ደጋፊ ሙዃን።

ዓወት ነቲ ደም ዝነብ ዕዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ኤረና ንልብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን