Eritrean Cultural Forum in Birmingham
ኤርትራዊ ባህላዊ ፎርም ኣብ በርሚንጋሃም
المنتدى الثقافي الإرتري في برمنجهام
دعـــــــــــوة عامة
ሓፈሻዊ ዕድመ
Sunday 09/01/2011
1:00PM to 6:30PM
Eritrean Cultural Forum in Birmingham
ኤርትራዊ ባህላዊ ፎርም ኣብ በርሚንጋሃም
المنتدى الثقافي الإرتري في برمنجهام
دعـــــــــــوة عامة
Sunday 09/01/2011
1:00PM to 6:30PM
يستضيف المنتدى الثقافي الإرتري ببرمنجهام أعضاء الشبكة الإرتري للحوار الوطني، الأخوة/ إبراهيم حامد، عبدالفتاح الخليفة ونوري محمد لمناقشة حول أهداف ورؤية لشبكة وذلك يوم الأحد الموافق 2011.01.09 في تمام الساعة 1:00 ظهراً ونرجو منكم الحضور والمشاركة. مرحباً بكم!!!
ሓፈሻዊ ዕድመ
ኤርትራዊ ባህላዊ ፎርም ኣብ በርሚንጋሃም፡ ብዛዕባ ዕላማን ሸቶን መርበብ ኤርትራዊ ንሃገራዊ ዋዕላ መግለጺ ንምሃብ ኣባላት ናይቲ ማሕበር ዝኾኑ ኣሕዋት ኢብራሂም ሓምድ፡ ዓብድልፈታሕ ኣልኸሊፋን ኑሪ መሓመድን ዓዲሙ ስለዘሎ ንሰንበት ዕለት 09/01/2011 ካብ ሳዓት 1፡00 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ 6፡30 ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብትሕትና ንዕድመኩም። ብሰላም ምጹ!!!
ቦታ Wardlow Centre, Nechells, Birmingham, B7 4JT المكان
ንዝያዳ ሓበሬታ رقم الهاتف