ኣብ ከተማ ኡሉም ዑወት ህዝባዊ ኣኸ&#47
نشر من قبل omaal في 09:21 صباحا - 28 02 1432 هـ (02 02 2011 م)

Er Na Com Jan  2011.jpg

ኣብ ከተማ ኡሉም ዑወት ህዝባዊ ኣኸባ ተኻይዱ

 


تفاصيل الخبر

Er Na Com Jan  2011.jpg 

ኣብ ከተማ ኡሉም ዑወት ህዝባዊ ኣኸባ ተኻይዱ

ብጉዳይ ሃገራዊ ጉባኤ  ንደሞክራስያዊ ለውጢ ብዝምልከት ምስ ወከልቲ  ኮሚይን ካብ ኡሉም ከባቢኣን ዝታኣከቡ ኤረትራዊያን ዑውት ህዝባዊ ኣኸባ  ብ30.1.211 ተኻይዱ እቲ ኣኸባ ኣተኵሩ ዝተማያየጠሎም ጉዳያት ውጽኢት ዋዕላን መደባት መጻኢ ሃገራዊ ጉባኤን ምስ ኑኡስ ሽማግሉ ሽቱትጋርድን ከባቢኣን ኣዕሚቑ ተዛትዩ ንዝቐረቡ ሕቶታት ድማ ብወከልትን ብተሳተፍተፍትን ኣኸባን መብርሂ ተዋሂቡ።ኣብ መጨረሻ ንኸባቢና ወኪላ መጻኢ ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ምስ ኩሎም ድሕነት ህዝብን ሃገርን ዘገድሶም ኤረትራዊያን እትማያየጥ 5.ዝኣባላታ ሽማግለ ተመሪጻ ድሕሪ ናይ 5.ሳዓት ዘወሰደ ግዘ ድማ ኣኸባ ብሰላምን ብዝኽሪ ሰማእታትን ተደምዲሙ።

ኑኡስ ሽማግለ ኡሉምን ከባቢኣን

ዓወት ንውጹዕ ህዝቢ ኤረትራ

ዓወት ንሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

ስዕረትን ሕፍረትን ንስርዓት ንጃንዳ ህግደፍ

0.1.2.211