ማሕበር ኤርትራውያን ደቂ - ኣንስት&#48
نشر من قبل omaal في 06:22 صباحا - 17 03 1432 هـ (20 02 2011 م)

ማሕበር ኤርትራውያን ደቂ - ኣንስትዮ ንውህደት ኣብ ስቶኮልም

 ዕድመ ንኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ምሳና!

ብምኽንያት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀ-ኣንስትዮ 2011 ፡

 ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ንውህደት ኣብ ከተማ ስቶኮልም፡

ብትምህርታዊ ሰሚናር ዝጅምር ፡ብዓለም ለኻዊትል ደርፍታትን

ትልሂትን ዝተዓጀበ ናይ ምዝንጋዕን በዓልን ኣብ ከተማ ስቶኮልም

ኣዳሊና ኣሎና፡ ምሳና ከተምስዩ ከኣ  ብኽብሪ ንዕድም!!!

 መዓልቲ ፡ ዕለት 5 መጋቢት

5 Marche 2011 

ሰዓት ፡ 18፡ 00

 Time: 18:00

 ቦታ ፡ ተንስታ ትረፍ

 Adress. Tensta Träff

 ብድሓን ምጹ!

  ማሕበር ኤርትራውያን ደቂ-ኣንስትዮ ንውህደት