ኣገዳሲ ህዝባዊ  ኣኸባ  ኣብ ከተማ ኡ&#
نشر من قبل omaal في 02:39 مساء - 20 03 1432 هـ (23 02 2011 م)

Er Na Com Jan  2011.jpg

ኣገዳሲ ህዝባዊ  ኣኸባ  ኣብ ከተማ ኡሉም፡

ብጉዳይ ኤረትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንደሞክራስያዊ ለውጢ

ንምዝታይ ኩሉ ብጉዳይ ህዝቡን ሃገሩን ዝግደስ ኤረትራዊ፣ ኣብዚ ኣኸባ ንኽሳተፍ ይዕደም።

ዕለት 27.02.2011

ግዝየ፡ ሳዓት 3.ድሕሪ ቀትሪ

ዝግበረሉ ቦታ ሃውስ ደር በገግኑንግ

Haus der begegnung

Grüner Hof .7

ብዳሕን ምጹ

ኑኡስ ሽማግለ ኮምሽን ኡሉምን ከባቢኣን