መጋቢት 8ተ ንምድሓን ሕይወት ዝተጨ&#48
نشر من قبل omaal في 08:03 صباحا - 04 04 1432 هـ (09 03 2011 م)

Eritrean people Movement.jpg

መጋቢት 8 ንምድሓን ሕይወት ዝተጨውየት ጓልኣንስተይቲ ሰምሃር ምስ 25

ርእሳ ንጠቐመላ!   ብኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቅስ


تفاصيل الخبر

Eritrean people Movement.jpg

መጋቢት 8 ንምድሓን ሕይወት ዝተጨውየት ጓልኣንስተይቲ ሰምሃር

 ምስ 25 ርእሳ ንጠቐመላ ብኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቅስ

ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ብምክንያት ዓለምለካዊ መዓልቲ ደቐኣንስትዮ ንኩለን ደቐ ኣንስትዮ ዓለም ብሓፈሻ ብፍላይ ከኣ ንኤርትራውያን ደቐኣንስትዮ ኣብ' ክሳብ ሕጂ ኣብ

ምምሕያሽ ናብራ ወዲሰብ ኣብ ኩሉ መዳያቱ ዝዕጨበጥኦ ወይ ዝሓፈስኦ ዓወት የሞግስ። ኣበርክቶ ጓል ኣንስተይቲ ብፍላይ ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ኩሉ ጸገማቱ

 ዓይነታዊ ምንባሩ ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቃስ እርኢ። ክሳብ ሕጂ ኤርትራውን ደቀኣንስትዮ እቲ ብህግዲፍ ተመንጢሉ ዘሎ መሰለን ንምርግጋጽ ማዕረ ኣሕዋተን ደቒተባዕትዮ

ተሰሪዓን ኣብ ዝተፈላለየ ጉዳያት ይቓለሳ ምህላወን ፍሉጥ እኳ እንተኮነ  ነዚ ፋሉል ስርዓት፤ ጠንቒ ኩሉ ጸገም ኤርትራውን ኮይኑ ዘሎ ስርዓት ኣስመራ እንተላይ ነቲ ኣብ ከባቢ

መትረብ ስወጽን ሊብያን ዘሎ 26 ኤርትራውን ኣብዚ ህሞት' ብፍላይ ኩነታት ሓፍትና ሰምሃር ተረዲኣን ናህሪ ቃልሰን ከወሃህዳን ክተባብዓን ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቃ እላቦ።

ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ ሕጂ'ውን ታሪኽ ክትሰርሕ ምኳና ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ጽኑዕ እምነት ኣለዎ።

ኩነታት ተጨውዮም ዘለዉ 29 ኤርትራውያን ኣብ ዘይተፈልጠ ከባቢ ሊብያን መትረብ ስወጽን እስራኤልን ንምርዳእ ኣብ' ታሕቲ ጠውቑ።

http://a10.video2.blip.tv/9510007963899/Aseyeasena-SinaiAferkbu463.mp3?brs=93&bri=3.0

http://www.youtube.com/watch?feature=player_embedded&v=HTZ1aOjHszw

መጋቢት 8: 2011

ብኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቅስ ክፍሊ ዜናን ሓበሬታን

ግዝኣተ ሕጊ ይንገስ!