ህዝባዊ ኣኼባ
نشر من قبل omaal في 07:11 صباحا - 21 05 1432 هـ (24 04 2011 م)

ENCD March 2011.jpg

ህዝባዊ ኣኼባ

 


تفاصيل الخبر

 ENCD March 2011.jpg

ህዝባዊ ኣኼባ

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደመክራስያዊ ለውጢ ጨንፈር ቤይ ኤርያ - ካሊፎርንያ ኣብ  ሳን ሆዘን ኣብ ኦክላንድን ተኸታተሊ ህዝባዊ ኣኼባ ከካይድ መዲቡ'ሎ። እዚ ኣኼባ'ዚ ነቲ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ክሳብ ሕጂ ዘሳላሰሎ ስራሕን ፤ ንዝመጽእ ሃገራዊ ዋዕላ ንምዕዋት ዘካይዶ ንዘሎ ጻዕሪ ምስ ሕዝቢ ተሓባቢሩ ናይ ምስራሕ ዘለዎ ድልየትን ቁሩብነትን ንምምይያጥ ክኸውን እንከሎ ፤ ንገለ ካባና ከኣ ብዛዕባ ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ኩነታት ብሩህ ዘይኮነልና ነገራት ክህሉ ስለዝክእል ፤ ነዚ ብሕቶን መልስን መልክዕ ንምምላሱ ተቐሪብና ስለ ዘሎና  ኩሉኹም  ብጉዳይ ሃገርኩም እትግደሱ አርትራዊያን ሕቶኹምን ርእይቶኹምን ሒዝኩም ኣብዚ ኣኼባ እዚ ንኽትሳተፉ ደጊምና ብኽብሪ ንዕድመኩም።

ኣኼባ ዝግበረሉ ቦታን ዕለትን

ኣብ ሳን ሆዘ - San Jose                          ኦክላንድ - Oakland

April 30, 2011 at 3:00PM                             May 7, 2011 at 3:00PM    

2500 El-Camino Real                                  610 55th Street

Santa Clara, Ca  95051                               Oakland, Ca 94609

(El-Camino and San Tomas Expway)                (Shattack and 51st Ave)

ኣኼባ ልክዕ ኣብቲ እተጠቕሰ ስዓት ስለዝጅመር ኣብ ሰዓትና ንኽንርከብ ብትሕትና ነተሓሳስብ።

                        ብደሓን ምጽኡ