Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
12/11/1445 (19 مايو 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF
አሎዉና ፈደይቲ ሕነ

አሎዉና ፈደይቲ ሕነ

ቦታ የብሉን ንህግደፍ ዛአመነ

ካብ ሕድሪ ስዋኣቱ ዘይጠለመ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ወራሲ ሕድሪ አገናዕ ኮሪዒዳ 

ሕነ ህዝቡ ክፈዲ ዝወረደ ንሜዳ

ኑዑሱባት ዛሕዚሕካዮም ጎሚዳ

ጃንዳ ህግደፍ ካብ ሩሑቅ ቀረባ ሪዒዳ።

ጽባሕ ውን ታአቱ ናብታ ዓባይ ገዛ

ጅግንነት ናይ ኣያታቱ ቀጥ ኣቢሉ ዝሓዛ

ኮኲብዎም ካአቱ እዩ ንገዛ ከምዛ  ዋዛ

ሊላይ ቀላሲ ሕርበኛዊ መሪሕ             

       ናይ ሓባር እስትራተጂ ሓንጺጹ ዝመርሕ

ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ጀጋኑ ኮኾብ ናይ ጽባሕ  

ጀጋኑ ግንባር  ድሕነት ንሰለይቲ ዘበሎም ቐባሕባሕ

ለባም ኣዋሃሃዲ ፈተውቱን ጸላእቱን ዝፈልጥ በሊሕ።              

አብ ከበሳ ናይ አስተምሁሮ ደወል ተደዊሉ

አሃዱታት ቀይሕ ባሕሪ ሓዊ ምስ ካዓዉሉ

አሃዱታት ግንባር ድሕነት ሓዊ ምስ ነስነስሉ

ስለያ ጃንዳ ህግደፍ ከእዊ ዊዒሉ።

ንስለያ ህግደፍ ጽፊዒት ንህዝብና ሓበን

መድሕን ህዝቢ አማን ባአማን

መንእሰይ ወዲ ሃገር ተሰሚዕዎ ፍናን

ድሕሪ ሕጂ የሎን ርእስኻ ምድናን ምድናን።

፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧፧

ካብ ቶም ዝሃረሙኻ ´´እቶም ዝዘረዩኻ

ፍለጦም ምዃኖም ጸላእትኻ ከየዳህሉሉኻ

ተሓለቕቲ መሲሎም ዝሓመሙ ባአኻ    ተጠንቐቐሎም አይታሃቦም ልብኻ።

ያአኽለና  ናይ ህግደፍ ውርደት

ኤረትራዊያን አይንጠምት ንድሕሪት

ርግጽ እዩ ብሃገራዊ ዋዕላ ከም ንዕወት

ምስ ሽማግለ ዋዕላ ንቅድሚት

ምጥማት የሎን ንድሕሪት

ዕድል አይንሃቦም ኑዑቡያት

ዘይ እንታዮም ናይ ህዝቢ አዊያት።

ካብ ሓዊ ዛኣጎዱ ዘንበድበዱ

ካብ መራሕቶ ሳዓብቶም ይገዱ

ካብ ቀዳማይ ዳሕረዋይ ገዲዱ

 አንጊሆ እትው ውጽእ ዘለመዱ።

ካብ አፍድገ ዋዕላ ዝነፈጹ

ካብ ጥርናፈ ፋሕ ዝመረጹ

ሓድነታዊ ጥርናፈ ዝረገጹ።

ዓመት መጸ ሕዲሽ ምኽኒት ዘምጹኡ።

ኤረና ንለብዘበን እንበር ንዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዋአትና

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,976,222 وقت التحميل: 0.27 ثانية