Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
12/11/1445 (19 مايو 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF
ቅድም ድሕነት ህዝቢዳሓር ውድብ ሰ&#462

ቅድም ድሕነት ህዝቢ

ዳሓር ውድብ ሰልፊ ልቢ ነዕቢ

ካብ ሕድሪ ስዋኣቱ ዘይጠለመ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ቅድም ህዝቢ ነድሕኖ ካብ ማሕለኻ

ዳሓር እዩ ዝስዕብ ውድበይ ሰልፍኻ

ኣብ ቢላ ተቐሚጥካ ሕደጎ ያላኻ

ሓልዮት ህዝቢ ኣቐድም ቅድሚ ሰልፍኻ።   

ካብ በጃ ሃገሩ ሂወቱ ዝወፈየ ዘጣቐዔ

ካብ በጃ ሃገር ኣካሉ ዝጎደለ ዝሳዕሰዔ

ካብ ዓገብ ዝበለ ትም ኢሉ ዝሰምዔ

ተበላጺ ኣብ ዝጸንሔ ጸኒሑ ዝተጸገዔ

ንሓሳዊ ጢዒምው ኣሎ ሰሚዔ።

ዉሑዳት ንሃገር ከእዊዩላ

ቡዙሓት የውደኽድኹ ከም ስዋኣ ዝጣዓመላ

ዓዲ ጀጋኑ ኣይ እንታዮም ክጻወቱላ።

ንዛተ ከይቅየሙና ስዋኣትና

ኣስላምና ክስታና ኮፍ ኢልና

ከምቲ ኣቦሓጎታትና ዘውረሱና።

ኣየወ እቶም ጀጋኑ እንተ ዝትሱኡ

 እቶም ጃጀውቲ ኣበይ ኮን ምተሓቡኡ

ደም ህዝቢ መጽዮም ዝበልዑ ዘለዉ ስግኡ

ዝተመንዝዔ መረት ክምለስ ናብ ዋንኡ

ሕልሚ ስዋኣትና ክትግበ ሹዑኡ።

ብሰንኪ ህግደፍ መን ኣሎ ዘይማሰነ

ከም ኣባላት ኢሰባ ሓዞ ሓዞ ከይኮነ

ቦታ የብሉን ጃንዳ ህግደፍ ዛኣመነ

ኣይፋሉን በልዎ ከይኮነ ወይ ኣነ።

መን እዩ በቲኒ ንፋስ ዘእቱ

ዝገበረና መፍተት ሸፋቱ

ደለይቲ ፍትሒ እስከ ሕተቱ

መታን ንሃገራዊ ዋዕላ ክተዕውቱ።

ህዝቢ ሲኢኑ ዝጥውሮ

ጸረ ሲኒት ይወቑዑ ኮቦሮ

ባዓል በሰሮ ይገብራ ሰብ ዘይገበሮ

እኒ ነቢያት ናይ ኢሰያስ ዓጣሮ።

ናይ ህግደፍ ከይ ኣኽሎ ንሕና ገዲድናዮ

ሕድሕድ ክንማናጨት ህዝብና በዲልናዮ

ኣብ ስደት ኮፍ ኢልና ቦታ ህግደፍ ክንምነዮ

ኢደይ ኢድካ ኢልና ንጃንዳ ክንዲ ንኣልዮ።

ልሳን ስዉኣት እዮብ ባህታ

ልሳን ህልዋት ኢዮብ ባህታ

ጉዱ ወጺኡ ኢሰያስ ሽፍታ

ጃንዳ ሸፋቱ በጺሑ ውድቀታ።

ክነተግብሮ ሕድሪ ሓርበኛ ዓዋተ

ንጃንዳ ህግደፍ ክንምክቶ ንዛተ

የኣኽለካ ንበሎ ብደምና ዝተጻወተ

ንመሰሉ ዝተቓለሰ የሎን ዘይታዓወተ።

ኤረና ንለብዘበን እንበር ነዓመታስ ሸዊት ለምለም

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤረትራ

ክብርን ሞጎስን ንጃጋኑ ስዋኣትና

ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን

1 ግንቦት

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,976,373 وقت التحميل: 0.41 ثانية