ህዝባዊ ምልክታ
ኣብ ቀዳምን ሰንበትን ናይ ሰነ 25-26 2011 ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮምሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ ዘአንገዶ
ክልተ ዓይነት ንጥፊታት ዘጠቓለለ ሲምፖዝይየም ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ከካየድ ኢዩ። እዚ ስምፖዝየም’ዚ ብተዓጣቕነት
ህዝባዊ ሽማግለታት ንሃገራዊ ጉባኤ ናይ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን፡ ከምኡ’ውን ከተማታት ኦሃዮ ስተይትን
ዝተማእከለን ብውጽኢታትን ጸዓታትን ኤርትራውያን ከተማታት ሰሜን ኣሜሪካ ዝተሓገዘን ኢዩ። እዚ ሲምፖዝየም’ዚ ንዝሓለፈ ግንቦት
ክግበር’ኳ ተመዲቡ እንተነበረ 2011 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ክግበር ተመዲቡኳ እንተነበረ ብምኽንያት ሰላማዊ ሰልፍን ብ ኢጂኤስ
ዝተኣንገደ ናይ ስደተኛታት ሲምፖዝየምን ምኽንያት ክመሓላለፍ ተገይሩ’ዩ። ዝርዝር ናይ’ዚ መሃርን ታሪኻውን ዝኾነ ስይምፖዝየም
ዝርዝር ሓበሬታ ኣብ ዝመጽእ ዘሎ መዓልታት ተኸታተሉ።
ኤሃኮደለ-ሰኣ
ሰነ 3, 2011
Public Announcement
ENCDC NA is sponsoring two separate events in the Weekend of June
25-26, 2011. Both events are funded by contributions from Eritrean citizens in
the US and Canada. The Day 1-Saturday event will be ushered by Ohio State-
People's Committees for National Congress, and the Washington DC and
Vicinity will usher the Day 2-Sunday event. The original plan of the symposium
was for the end of May, but was postponed due to the Rally, and Symposium on
Refugees. Please tune to the details of this informative and historic Symposium
in the coming days.
ENCDC NA
June 3, 2011
|