Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
18/10/1445 (26 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
      ኣገዳሲ ሓበሬታ
أخبار

ERITREAN DEMOC Front.jpg

      ኣገዳሲ ሓበሬታ

ዕላዊ መርበብ ሓበሬታ ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር /ኤደግ/ መከተ ረዚን ህዝባውን ሃገራውን ዕማማቱ ብዕቱብ ንምስልሳል ብሰለስተ ቋንቋታት ትግርኛን ዓረብኛን እንግሊዘኛን ድሮ ስራሓቱ ጀሚሩ ምህላዉ ንመላእ ህዝብን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጥን ነበስር። ቀጥታዊ ትርጉም መከተ ኣብ ሃገርና እቲ ግዕዘይን ብልሽውን ምሕደራ ህግደፍ ተወጊዱ፡ መተካእትኡ ክሳብ ንኩሉ መዳያዊ ክብርታት ህዝብና ይኹን ሕድሪ ሰማእታት ኤርትራ ዘኽበር፡ ሕብረ ሰልፋዊ ደሞክራስያዊ ስርዓት ዝህነጽ፡ ብኩለ-እንተናዊ መንፈስን ሓላፍነትን ንሕሱም ምልክነትን ጨካን ግፍዕታቱን ምምካት ምዃኑ ድማ የመላክት።

ብርግጽ ከኣ ዕላዊ መርበብ ሓበሬታ መከተ፡-

1.   ኣብዚ ህልዊ መድረኽ’ዚ ብቀዳምነት ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ካብ ብርሰትን ዕንወትን ህግደፍ ንምድሓን።

2.   ኩሉ-መዳያዊ ዓቕምታት መላእ ህዝብን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጥን ጸረ’ቲ ጨካንን ገባትን ስርዓት ህግደፍ ንምቕናዕ።

3.   ኣብ ኤርትራ መሰላትን ሓርነታትን መላእ ህዝቢ ዘረጋግጽ ሕብረ ሰልፋዊ ደሞክራስያዊ ስርዓት ንምህናጽ።

4.   ኣብ ኤርትራ ውሕሰነት ዘላቒ ሰላም፡ ደሞክራሲ፡ ፍትሒ፡ ማዕርነትን ምዕባሌን ንምርግጋጽ ብዕቱብ ህዝባውን ሃገራውን ሓላፍነት ክዓዪ ምዃኑ ንሕብር።

ኣብ ክሊ’ዚ ህዝባውን ሃገራውን ዕላማታትን’ዚ ንመሰልን ናጽነትን ሓርነትን ካልኦት ዘይዳፍኡ ካብ መላእ ህዝብን ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጥን ዝመጹ ሃነጽቲ ሓበሬታታት፡ ሓሳባት፡ ርእይቶታት፡ ትሕዝቶ ጽሑፋት፡ መጽሔታት፡ ስእልታት፡ ፖሎቲካዊ ትንታኔታት......ወዘተ ብሰለስቲኡ ቋንቋታት ተቐቢሉ ብዘይዝኾነ ቅድመ ኩነት ወይ ኣድልዎ ከተኣናግድ ድልው ምህላው ነረጋግጽ፡፡ ወትሩ ሃናጺ ሓሳባትኩም ወይ ርእይቶታትኩምን ጽሑፋትኩምን በዚ ኣድራሻ’ዚ edf4eritrea@yahoo.com ክትሰዱልና ድማ ብክብሪ ንዕድም።

 

ኣብ መርበብ ሓበሬታ ንምእታው www.mekete.org ክትጥቐሙ ንሕብር።

 

ዓወት ንፍትሓውን ደሞክራስያውን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ!!

ውድቀትን ሞትን ንገባቲ ስርዓት ህግደፍን መጋበርያታቱን!!

 

ቤት ጽሕፈት ዜናን ሓበሬታን

ኤርትራዊ ደሞክራስያዊ ግንባር /ኤደግ/

21 ሓምለ 2012

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,449,801 وقت التحميل: 0.06 ثانية