Welcome to http://www.omaal.org g مرحباً بكم في أومال صوت جموع المناضلين من أجل الديمقراطية والسلام .. المقاومين للظلم والدكتاتورية الإنعزالية في بلادنا / صوت الذين لا صوت لهم
19/10/1445 (27 أبريل 2024)
التصفح
· الرئيسية
· أريتريا في سطور
· الأخبار
· التحليل السياسي
· المقالات
· حوارات
· سجــل الخالدين
· قادة ومؤسسون
· مجموعة الأخبار
· جداول الجنود الهاربين من الخدمة العسكرية للنظام الديكتاتوري
· آداب وفنون
· دراسات ووثائق
· الاتصال بنا
· معرض الصور
· البحث
· دليل المواقع
· الذكرى 49 لإنطلاقة جبهة التحرير الإرترية
· ملفات PDF

Video streaming by Ustream
ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክ&#4651
أخبار

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

ኣብ ሳንድያጎ ዕውት ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ

ብ04 መስከረም 2010 ብኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጥን ሽማግለ ስርዒታዊ ጉዳይን ኣቶ ሃይለማርያም ተስፋይ ዝተመርሐ ዕውት ህዝባዊ ኣኼባ ኣብ ከተማ ሳንድያጎ ደቡብ ካሊፎርንያ ተካይዱ። ኣቶ ሃይለማርያም ተስፋይ ምስ ኣርባዕተ ተሳተፍቲ ዋዕላ ብምትሕብባር፡ ንኣኼበኛታት ውጽኢት እቲ ዕዉት ኤርትራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ፡ ንኣድላይነት ምግባእ ሃገራዊ ጉባኤን ዕላማታት ኮሚሽንን ኣመልኪቱ ሰፊሕ መብርሂ ሂቡ።

ከምኡ’ውን ኣቶ ሃይለማርያም ኤርትራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ስርዓት ህግደፍ ሓድነትን ምትሕቁቋፍን ህዝቢ ኤርትራ ንምዝራግ ዝጻወቶ ዘሎ ኣዕናዊ ተግባራት ብምልላይ፡ ውሕስነት እምነ ኩርናዕ ሓድነት ከም ዘንጸፈን እዚ ንህዝብና ዓቢ ብስራት ምዃኑን ኣብሪሁ። ኣብ ኤርትራ ስላምን ቅሳነትን ግዝኣተ ሕግን ንምስፋን ሰፊሕ ተሳትፎ ክውንነት ሕ/ሰብናን መላእ ሓይልታት ደሞክራስያዊ ለውጥን ዘውሕስ ሃገራዊ ጉባኤ ኣብ ውሽጢ ዓመት ክጋባእ ምውሳኑ፡ ነዚ ዓቢ ሃገራዊ ዕማም’ዚ ንምፍጻም ከኣ 53 ኣባላት ዝሓቖፈ ኣባላት ኮሚሽን ምምዛዙን ድሮ ስርሑ ምጅማሩን ኣረዲኡ።

ኣብ መወዳእታ ከኣ ኣቶ ሃይለማርያም ብርክት ዝበሉ ካብ ኣኼበኛታት ንዝቐረቡ ሕቶታት ብድሕሪ ምምላስ፡ ኣኼበኛታት ብውጽኢት ኤርትራዊ ዋዕላ ንደሞክራስያዊ ለውጢ ሕጉሳት ምዃኖምን ሃገራዊ ጉባኤ ንምዕዋት ብመሰረት መደባት ኮሚሽን ብሽማግለ ስርዒታዊ ጉዳያት ዝተታሕዙ ሰፋሕቲ ዕማማት ንምግላጽ፡ ካልኣይ ህዝባዊ ኣኼባ ድሕሪ ክልተ ሰሙን ክሳላሰል ምዃኑ ገሊጹ።

ሽማግለ ዜናን ሓበሬታን

ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ንደሞክራስያዊ ለውጢ

09 መስከረም 2010

ENCDC2011@gmail.com

أحدث المقالات
· البرنامج السياسي الم...
· لا استطيع ان انعى قا...
· بقلوب راضية بقضاء ال...
· في ذكرى الاستقلال : ...
· في ذكرى الرحيل المر ...
الدخول
الاسم

كلمة السر



نسيت أو فقدت كلمة السر؟
يمكنك الحصول على كلمة جديدة من هنا.
الزيارات غير المكررة: 43,465,310 وقت التحميل: 0.38 ثانية